መን ወዓሊ ኢሉኪ? መውዓሊት! ወዲ ቫካሮ ዘይበሎ: ዝተባህለ እንታይ ኣሎ?

” ወዲ ቫካሮ ብዕለት 01 ወርሒ 03 ኣብ ሆላንድ ዝገበሮ መደረ ብድምጺ ዝተቐድሐ ሰነድ ኣሎና። “ – ዮሴፍ ሃይለ ገብረመድህን (ዓይኒ ዑንቂ)

ወዲ ቫካሮ፡ ዘይበልካዮ ዝተባህለ እንታይ ኣሎ? ናብ ልብካ ተመለስ!
ወዲ ቫካሮ፡ ዘይበልካዮ ዝተባህለ እንታይ ኣሎ? ናብ ልብካ ተመለስ!

ብ ዮሴፍ ሃይለ ገብረመድህን (ዓይኒ ዑንቂ)

ሎሚ ንምላሽ ናይ ኣሌክሳንደር ክህብ ኢለ ጥራይ ኣይኮንኩን ብርዐይ ኣቕኒዐ ዘለኹ። እንታይ ድኣ: “መን ወዓሊ ኢሉኪ? መውዓሊት!”፡ ይብሉ ኣቦታትና ክምስሉ፡ ወዲ ቫካሮ: ብጀካ እቲ ኣብ’ታ ኣነ ዝቕመጠላ ሆላንድ ዝሃቦ ሰሚናር ጥራይ ዘይኮነ: 

መዛዘሚ ዑደቱ ተባሂሉ ‘ውን: ኣብ ራድዮ ኣሰና: ዘመሓላለፎ መልእኽቲ ምስ’ቲ ኣብ ሆላንድ ከተማ ሮተርዳም ዝሃቦ ሰሚናርን: ኣሌክሳንደር ዝበሃል ካብ ኣምስተርዳም ኣብ Face-book ነቲ ኣነ ዘቕረብክዎ ሪፖርታጅ ኣመልኪቱ ሓሶት ኢዩ: ዘይነበረ ኢዩ ገሊጹ ዘሎ ኢሉ ዝሃቦ መግለጽን ‘ውን፡ ንዘቕረብክዎ ሪፖርታጅ ሓቅነተይ ብዝምልከት: ክብደሃኒ ኣብ መስመር ይጽበዮ ከም ዘለኹ ክገልጸሉ እንከለኹ: ብድምጺ ዝተቐድሐ ኣሎ ጥራይ ዘይኮነ፡ ባዕሉ ወዲ ቫካሮ ንገለ ክፋል ናይ’ቲ ዝተዛረቦ: ኣብ ራድዮ ኣሰና ‘ውን: ብኻልእ መልክዕ ገሊጽዎ ወይ ደጊምዎ ስለ ዘሎ: ናብ ዝርዝራተይ ክኣቱ ነበብቲ ፍቐዱለይ፦ 

Download (PDF, 84KB)

– – – – – – – – – – – – – –
Click here to read for the Second Part
Click here to read the Reportage on Wedi Vacaro’s Controversial Stockholm Seminar  
– – – – – – – – – – – – – –