AUDIO:`ቁጠባ ኤርትራ ክሳብ 10 ሚእታዊት ክዓቢ ትፅቢት ኣለዎ` ሚኒስቲር ኢንቨስትመንት’ታ ሃገር (VOA – Part II)

Audio News

Dr. Woldai Futur

Voice of America

Here is the second part of  the VOA interview with Eritrea’s Minister of Investments, Dr. Woldai Futur, about the recent revelation by the Economist magazine of Eritrea’s expected 10-17% GDP growth on 2011.  

ምንስቲር ኢንቨስትመንት ኤርትራ ዶ/ር ወልዳይ ፍጡር ኤርትራ ከምኣባል መጠን ምስ ኣይ-ኤም-ኤፍ ተሓባቢራ ትሰርሕ’ያ።ንሶም ዝብልዎምን ክገብርዎ ዝደልዩን ግና ኣይንኽተልን ኢና ይብል።ዶ/ር ወልዳይ ወሲኹ ኣብ ሕርሻ ክመፅእ ዝኽእል ለውጢ ነዊሕ ዝወስድ ስለዝኾነ ብዙሓት እንተታት ክህልዎ ይኽእል እዩ።ኪኢላታት ቁጠባ – ኤርትራ ብማክሮ ኢምባላንስስ  ሮሞቕ ክትብል’ያ ዝብል ገምጋም ነይሩዎም ግን ኣይኮነን ይብል።

ቤት ምኽሪ ፀጥታ ሕ/ሃ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘንበሮ ማዕቀብ ዘይፍትሓዊ፣ዘይግባእ እዩ።እዚ ካዓኒ ባንክራፕሲ ናይ ባይቶ ፀጥታ‘ዩ ዘርኢ ዝበለ ዶ/ር ወልዳይ ፍጡር፣እቲ ማዕቀብ ሕጂ ወግዓዊ ይኹን`ምበር ዝጸንሐ`ዩ፡ ኣብ ልዕሊ ቁጠባ ኤርትራ ድማ  ፅልዋ ከሕድር ኣይኽእልን፡ብዙሕ‘ውን ኣየሰምበደናን ኢሉ::

Click HERE to listen part-II of the interview