ኣይረሳዕናዮን!
ብ ጓል ፈዳይን ሻዕቢያ ቫይናክ ሓደ ካብ’ቲ ኣብ ዝሓለፈ ክፍለ ዘመን፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ኤርትራዊያንን ዝተፈጸመ፣ ኣዝዩ ዘስካሕክሕ ግፍዒ፣ እቲ ብወየንቲ ተጋሩ፣ ኣብ ልዕሊ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነብሩ ዝነበሩ ኤርትራዊያን ዝተፈጸመ ማእሰርቲ፣ ዝምታ ማእለያ ዘይብሉ ንብረትን ጥረ ገንዘብ፣ ቅትለትን ምስጓጒን እዩ።
Continue ReadingNews articles in Tigrinya and Amharic languages
ብ ጓል ፈዳይን ሻዕቢያ ቫይናክ ሓደ ካብ’ቲ ኣብ ዝሓለፈ ክፍለ ዘመን፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ኤርትራዊያንን ዝተፈጸመ፣ ኣዝዩ ዘስካሕክሕ ግፍዒ፣ እቲ ብወየንቲ ተጋሩ፣ ኣብ ልዕሊ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነብሩ ዝነበሩ ኤርትራዊያን ዝተፈጸመ ማእሰርቲ፣ ዝምታ ማእለያ ዘይብሉ ንብረትን ጥረ ገንዘብ፣ ቅትለትን ምስጓጒን እዩ።
Continue Readingብ ዘርኣይ ሰሎሞን ኤርትራዊ ነባሪ ሆላንድ፡ ኣብ ምሽብሻብ ጽምብል ናጽነት ኤርትራ ኢዩ ተጸሚዱ ዘሎ። ነታ ሰላሳ ዓመት መመላእታ ክቡር ደሙን ህይወቱን፡ መባእ ሃገር ንምዃን ብሉጻቱ ሰዊኡ፡ ኣካሉ ሰንኪሉ፡ ጉልበቱን ገንዘቡን ከፊሉ፡ ኤርትራ! ኤርትራ ንኽትከውን ብዘካየዶ ቓልሲ ነዘረጋገጻ ሃገረ ኤርትራ! ንህንጸታን ምዕባሌኣን ብልጽግናኣን እጅገኡ ሰብሲቡ ኣብ ዘረባረበሉ ዝነበረ ህሞት`ውን እንተኾነ፡ ብቕንኢ የዒንቶም ዓዊሩ፡ ዕንቕርቲ ጽልኦም ሽክነኦም ብዝኸሓነ […]
Continue Readingካብ ግዱሳት ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት፡ ሰናይ ቅንያት በዓል ነጻነት ክኾነልኩም ንምነ!!! ዝበሃል ስለ ዝተሳእነ ኣይኮናን ጠፊእና ጸኒሕና፡ ኣብ ካልእ ጽምዶ ስራሕ ስለ ዝተታሓዝና’ምበር። ታሪኽ ብመሰልቱ ጥራይ ዘይኮነ፡ በቲ ክውን ሓቅታቱ ኢዩ ክዝንቶ ዘለዎ። ነዚ እምነት እዚ ብምሓዝ ኢና ድማ፡ ንኹሎም ጉራቔናት ንመሰለት ክውንነቶም፡ በቲ ዝመስልዎ ሓቅታት ንምግላጽ እንምድብ ዘለና።
Continue Readingብ ዘርኣይ ሰሎሞን፡ ተጻብኦታት ኣብ ልዕሊ ኤርትራዊ ሃገራዊ ክውንንውትን፡ ሃገራዊ ሓርበኛዊ ሉኡላዊ መንነትን፡ ቀጻሊ ኢዩ ዘሎ። ሰንሰለታት ናይ`ቲ ውሽጣውን ግዳማውን ተጻብኦታት ግን፡ ንህዝብን ሃገርን ኤርትራ፡ ካብ`ቲ ክበጽሖ ዝደሊ ሽቶን ዕላማን ክዓግት ዝኽእል፡ ግዙፍ ይኹን ደቂቕ በሕየ ዝብል ረቂቕ ሓይሊ ግን፡ ተሰኒፉ ክርኽሞሽ እንተዘይኮይኑ፡ ስድሪ`ውን ትኹን ነቲ ኤርትራዊ ሃገራዊ ሓርበኛነት ከዳኽምሲ ይትረፍ፡ ካብ ምረሻ ጉዕዞኡ ከሰናኽል […]
Continue Readingክብሮም ዳፍላ መን ኢዩ? መበገሲ ዕምላዓኡ ኸ እንታይ ኢዩ? ብ ዘርኣይ ሰሎሞን፡ ተጻብኦታት ኣብ ልዕሊ ኤርትራዊ ሃገራዊ ክውንንውትን፡ ሃገራዊ ሓርበኛዊ ሉኡላዊ መንነትን፡ ቀጻሊ ኢዩ ዘሎ። ሰንሰለታት ናይ`ቲ ውሽጣውን ግዳማውን ተጻብኦታት ግን፡ ንህዝብን ሃገርን ኤርትራ፡ ካብ`ቲ ክበጽሖ ዝደሊ ሽቶን ዕላማን ክዓግት ዝኽእል፡ ግዙፍ ይኹን ደቂቕ በሕየ ዝብል ረቂቕ ሓይሊ ግን፡ ተሰኒፉ ክርኽሞሽ እንተዘይኮይኑ፡ ስድሪ`ውን ትኹን ነቲ […]
Continue Readingብተስፋማርያም ሓጎስ: ጭፍራ ወያኔ በቲ ካብ በረኻ ደደቢት ሒዘሞ ዝመጹ እከይ ተግባራቶም ፣ ካብ ጎረባብቲ መሬት ጨሪምካ ናብ ትግራይ ብምጽንባር ናይ መጻኢት ረፑብሊክ ዓባይ ትግራይ ንምምስራት እዩ ኔሩ። ነቲ ብሳላ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ኮፍ ዝበልዎ ዙፋን ነገስታት ኢትዮጵያ ተጠቒሞም ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ ብምጭቋንን ብምርጋጽን ሃብቱ ጓሕጒሖም ንትግራይ ብምግዓዝ ዒም ንዝበለ ጥይት ብምዅላስ ንዕስራን ሓሙሽተን […]
Continue Readingካብ ቅዱስ ሲኖዶስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ፡ ሰላምን ምሕረትን እግዚኣብሔር ዝፈትዎ፡ ደቂ ሰባት ዝሰምሩሉ፡ መሰረት ሓድነት ቅድስት ቤተ ክርስቲያን እዩ። ነዚ ሓድነት`ዚ ንኽዕቅብን ንድህነት ቤተ ክርስቲያን ክብልን ቅድሚ ዓሰርት ዓመት ቅድሱ ሲኖዶስ፡ በቲ ዘረኸቦ ጉድለት ንሳልሳይ ፓትርያርክ ኣቡነ አንጦንዮስ ካብ መዓርጎም ስዒሩ ካብ መንበሮም ከምዘውረዶም ይዝከር። በብእዋኑ ምእንቲ ሰላምን ምሕረትን ቤተ ክርስቲያን፡ ቅዱስ ሲኖዶስ ኮነ […]
Continue Readingብተስፋማርያም ሓጎስ፡ ኣብቲ ካብ ኣፍሪቃ ዝተኻየዱ ሓርነታዊ ቃልስታት እቲ ዝነውሐን ዝመረረን ህዝቢ ኤርትራ ንሰላሳ ዓመታት በይኑ ብዘይ ናይ ማንም ደገፍ ዘካየዶ ቃልሲ እዩ ። ህዝቢ ኤርትራ ባህጊ ጥይትን ተዅስን ባህጊ መውጋእትን ስንክልናን መስዋእትን ሃልይዎ ኣይኮነን ብረት ዓጢቑ ንበረኻ ዝወጸ ፣ እታ ፈጣሪ ዝዓደሎ ነጻነቱ ብርእሰ ሓያላን ተመንዚዓ ንኢትዮጵያ ከም ገጸ በረኸት ምስ ተዋህበት እዩ ደሙን […]
Continue Reading