
ብ ግዱሳት ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት:
ሰላም ከመይ ቀኒኹም። ኣብዚ ናይ ሎሚ ጽሑፍና፡ ካብቶ ናይ ቅድሚ ሕጂ ፍልይ ብዝበለ፡ ነቲ ብመንገዲ ናይ ትማሊ ናይቲ ግሁድ ሕቡእ ጋዜጠኛ፡ ኣባል ማእከላይ ወኪል ስለያ ኣሜሪካ (ማወስ) ኮይኑ ንሰውራ ኤርትራን መንግስቲ ኤርትራን ዝስልል ዝነበረ ዳን ኮኔል፡ ኣብ ድሮ ወርሒ መስከረም፡ ኣብ ወርሓት ነሓሰ፡ ቅድሚ ምቕያድ ጉጅለ 15 ምስ ገለ ካብ ኣባላት ጉጅለ 15 ዝገበሮ ቃለ መሕትት፡ ብሩት ሃብተማሪያም ናይ ዝትተርጎመ መወከሲ ሰነድ መበገሲ ብምግባር፡ ነቲ ዘካየደሎም ቃለ መሕትት ብምህያስን ዝተጨበጠ ምላሽ ናይቲ ምስ ምኒስተር ጴጥሮስ ሰለሞን፡ ምስ ጀነራል ብርሃነ ገረዝጊሄር፡ ምስ ጀነራል ዑቕበ ኣብርሃ ዘካየዶ ሰፊሕ ቃለ መሕትት ምርኩስ ብምግባር፡ ናይ ዝገበርናዮ መድርኽ ምቅላዕ ክውንነታዊ ነገራት ሓቅን ሓሶትን፡ ገጽ-ንገጽ ቀጺልና ነቕርበልኩም። ዝያዳ ንምርድኡ ክጥዕም፡ ንነባቢ ንዘይምድንጋር ነቲ ብወገና ዝቐረበ ጽሑፍ፡ ብቐይሕ ሕብሪ ጽሒፍናዮ ኣለና።
ሰናይ ንባብ፦