ውጥን ዲፕሎማሲ ምትላል ውሽጣዊ ሰነዳት ወያነ እንታይ ይብሉ?

News Politics ትግርኛ

A crime perpetrated against Eritrea through unjust UN Sanctions by Ethiopian regime and co-conspirators unraveled
A crime perpetrated against Eritrea through unjust UN Sanctions by Ethiopian regime and co-conspirators unraveled

By TesfaNews,

ኣብ ልዕሊ ኤርትራእገዳ” ንምውሳን ብወያነን ኣሳሰይቱን ዝተፈጸመ ዓሎቕ፡ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ዕርቃኑ እናወጸን እናተበለለን ክመጽእ ጸኒሑ ኣሎ። ከም ውጽኢቱ ድማ፡ ኣብ ርእይቶ ዝተፈላለዩ ወገናት፡ “እገዳ” ናይ ምልዓል ቃና እናለዓለ ይኸይድ ኣሎ። እዚ ምዕባለታት’ዚ፡ ኣብ ልዕሊ’ቶም ብዲፕሎማሲ ሓሶትን ምትላልን፡ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፡ ዘይፍትሓውን ዘይቅኑዕን ውሳነ ከሕልፍ ዝደረኹ ወያነን ኣሳሰይቱን ክፈጥሮ ዝኽእል ሻቕሎት ርዱእ እዩ።

ኣብ ክፍላ ለካቲት፡ ካብ ቤት ጽሕፈት ሚኒስተር ዲኤታ ኣህጉራዊ ጉዳያት ወያነ፡ ናብ ኩሎም ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ሚሺናት ዝተላእከ ዘዋሪ መልእኽቲን ናይ ስራሕ መምርሒን፡ ነዚ ተርባጽ’ዚ ከምኡ’ውን ወያነ ኣብ ፖለቲካዊ፡ ዲፕሎማሲያዊን ዜናዊን ዘመተ ዝኽተሎ ናይ ምትላል ጸወታ ኣጉሊሑ ዘርኢ እዩ።

ሚኒስትሪ ዜና፡ ተዓዘብቲ ምሉእ ስእሊ ምእንቲ ክወስዱ፡ ቀጥታዊ ትርጉም ናይቲ ብቛንቋ ኣምሓርኛ ዝተጻሕፈ ውሽጣዊ ሰነዳት ወያነ እንሆ ከምዘለዎ የቕርቦ:: 

– – – – – – – – – – – – – – – – – – – – – – – – – – – – – – – – – – – – – –
READING:  Original Amharic Documents  Part -I  and  Part – II
– – – – – – – – – – – – – – – – – – – – – – – – – – – – – – – – – – – – – –

Download (PDF, 364KB)

– – – – – – – – – – – – – – – – – – – – – – – – – – – – – –