አብ ኢትዮጵያ ሓገዝ እኽሊ ብሕጹጽ ዘድልዮም ኢትዮጵያዊያን ቁጽሮም ካብ ዝተገመቶ ንላዕሊ ከምዝወሰኸ ተገሊጹ

Audio News Politics ትግርኛ
ብጥምዬት ዝተጠቕኡ ኢትዮጵያዊያን ቁጽሮም ካብቲ ኣቐዲሙ ዝተገመተ 4.6 ሚሊዮን ንላዕሊ ኣዝዩ ከምዝወሰኸ አብ ኢትዮጵያ አተሓባብሪ ሰብአዊ ጉዳያት ሕቡራት ሃገራት አፍሊጡ።
ብጥምዬት ዝተጠቕኡ ኢትዮጵያዊያን ቁጽሮም ካብቲ ኣቐዲሙ ዝተገመተ 4.6 ሚሊዮን ንላዕሊ ኣዝዩ ከምዝወሰኸ አብ ኢትዮጵያ አተሓባብሪ ሰብአዊ ጉዳያት ሕቡራት ሃገራት አፍሊጡ።

ካብ VOA ትግርኛ

ገዝ እኽሊ ብሕጹጽ ዘድልዮም ኢትዮጵያዊያን ቁጽሮም ካብ ዝተገመቶ ንላዕሊ ከምዝወሰኸ አብ ኢትዮጵያ አተሓባብሪ ሰብአዊ ጉዳያት ሕቡራት ሃገራት አፍሊጡ። መንግስቲ ኢትዮጵያ’ውን ሓገዝ ለገስቲ ከምዘድልዮ ገሊጹ’ሎ ነቲ ኩነታት ንምግምጋም ስሉጥ ዳሕሰስቲ ጉጅለታት ከምዝተመስረቱ ሓቢሩ’ሎ።

አብቲ ዳሕሳስ ዝተሓቆፉ ገለ ክፍልታት ክልላት አፋር፡ አምሓራ፡ኦሮምያ፡ ደቡብ ብሄር ብሄረሰባት፡ክልል ሶማሌ፡ ደቡብን ደቡባዊ ምብራቅ ክሊ ትግራይን ምዃኑ ተፈሊጡ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝትኡ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።