ኣስለማኝ እቲ ቶኽላ ሳይበር

News ትግርኛ
eplf_paltalk
ጉዳም ሚስጢራት ብሽም ጸሃየ ገዘሀይ (Soul_of_life ሃኒባል ተወልደ ወይ ድማ ጸሃየ ጣሊባን) ዝፍለጥ ናይ ወያነ ፓልቶክ ዕሱብን ፡ ከምኡውን ካልኦት ናይ ፓልቶክ ቶኻሉ እንክቃላዕ

ግዱሳት ሃገራውያን ካብ መኣዲ ዘተ

ህዝቢ ሱቕ እንተመረጸ ዝፈርሐ ዝመስሎም እንተልዮም ፡ እቲ ቕልስ! ጽጋቡ ዘይጸወረ ወጠጦ ፡ ጭሕሚ ነብሪ ይምሽጥ! ጸዋታ ዘይጸገበት ኣንጭዋ ፡ ኣፍንጫ ድሙ ትሽትት! ኢዩ ነገሩ።

ወያነ ኣብ`ቲ ንዕርበት መውሓጢኡ ባዕሉ ዝጻሕተሮ ኩናት ፡ ነቶም ብከንቱ ንኽጠፍኡ ዝሰደዶም ሰራዊቱ ፡ ብሰሪ ብዝሒ ህልቀቶም ንምቕባሮም`ውን ስለ ዝለዝኣገሞ ከም ሜላ ዝተጠቕመሉ ኣገባብ እንተነይሩ ፡ ሓደ ኣግላይ ዝብሃል ፡ ነታ ብኸንቱ ዝሓለፈት ህይወት ዝቐብሩ ጥራይ ዘይኮነ ፡ ብድሕሪት ኮይኖም ዘልቅሱ ፡ ኣስለቃሽ`ውን ኣዋፊሩ ምንባሩ ፡ ናይ ትማሊ ተዘክሮ ኢዩ። ሎሚ ኸኣ ፡ ዋላ`ውን ወያነ ባዕሉ ከይመደቦም ፡ ዘርኢ ደሞም ዝሓርኾኾም ፡ ባስለማኝ ዝፍለጡ ቶዃሉ ሳይበር ኣለዉ እንተበልናኩምሲ ፡ እንታይ ትብሉና ትኾኑ? እንድዒ ኸ! ሰዓቡና ጥራይ:-