Expressen Sponsored Criminal found Guilty of Hooliganism

News ትግርኛ

EXPRESSEN በጋሚንዶታት እናመወለት ሓድ-ሕድ ኤርትራውያን እተታርኽ ግናይ ጋዜጣ

ከም ቀደም ከይመስለክን፥ ውሕጅ ከይወስደክን
ከም ቀደም ከይመስለክን፥ ውሕጅ ከይወስደክን

By Raimoq.com,

ብጋዜጣ ኤክስፕረሰን ተላኢኾም ናዕቢ ዘለዓዓሉን ብምትሕብባር ዝተጠርጠሩን ሰለስተ ኤርትራውያን፡ ሓደ ካብኣቶም 100 ሰዓት ኣገልግሎት ጉልበት ስራሕን ሰላሳ ሽሕ (30:000) ክሮኖርን ክቕጻዕ እንከሎ፡ እቶም ክልተ ድማ ብጉድለት ጭቡጥ መርትዖ ናጻ ተለቒቖም። 

Eritrea_Hoologens-in-Sweden-P1-620

Eritrea_Hoologens-in-Sweden-P2-620

Eritrean-Hooligens-in-Sweden-Protocoll-620

– – – – – – – – – – – – – – – – – – – – – – – –