ብ ሚካኤል ኢሳቕ ፡
ዕለት 08/01/2015 ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብውዕዉዕ መንፈስ ዝጀመረ መበል 14 ዓመት ፌስቲቫል ኤርትራውያን ተቐማጦ ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድን ብሰንበት ምሸት ዕለት 11/01/2015 ብውዕዉዕ መንፈስ ተዛዚሙ። እዚ “ሓድነትና ዋሕስ ህላወና’ዩ” ብዝብል ቴማ ካብ ኩለን ከተማታት ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድን ዝመጹ ኤርትራውያን ዝተሳተፍዎ ፌስቲቫል ኔሩ።
2015 Festival Eritrea in Australia and New Zealnad