ክብሮም ዳፍላ መን ኢዩ? መበገሲ ዕምላዓኡ ኸ እንታይ ኢዩ?
ብ ዘርኣይ ሰሎሞን፡
ተጻብኦታት ኣብ ልዕሊ ኤርትራዊ ሃገራዊ ክውንንውትን፡ ሃገራዊ ሓርበኛዊ ሉኡላዊ መንነትን፡ ቀጻሊ ኢዩ ዘሎ። ሰንሰለታት ናይ`ቲ ውሽጣውን ግዳማውን ተጻብኦታት ግን፡ ንህዝብን ሃገርን ኤርትራ፡ ካብ`ቲ ክበጽሖ ዝደሊ ሽቶን ዕላማን ክዓግት ዝኽእል፡ ግዙፍ ይኹን ደቂቕ በሕየ ዝብል ረቂቕ ሓይሊ ግን፡ ተሰኒፉ ክርኽሞሽ እንተዘይኮይኑ፡ ስድሪ`ውን ትኹን ነቲ ኤርትራዊ ሃገራዊ ሓርበኛነት ከዳኽምሲ ይትረፍ፡ ካብ ምረሻ ጉዕዞኡ ከሰናኽል ዝኽእል፡ ናይ ቀረባ ይኹን ናይ ርሑቕ ሓይሊ፡ ነቲ ዛጊት ኪኖ ምብርካኽ ከጋጥሞ ዝኽእል ዘይተርፍ ዕድል፡ ተደቢሩ ስዩም ጥራይ ኢዩ።
Disclaimer: TesfaNews cannot independently verify the veracity of the story. The views expressed in this article are the author’s own. He can be contacted through [email protected]