ኣብ ብርሃን ኮይኑ: ጸልማት ፈጢሩ ዝሕባእ ተጻባኢ: ካብ ዓይኒ ንስሪ ከምልጥ ተኽእሎ የብሉን! (2ይ ክፋል)

ትግርኛ News Opinions

“ምክትል ሚኒስተር ክብሮም ዳፍላ ??” ሕጋዊ ተሓታትነትን፥ ምምንዛዕ መንበሪ ወረቐት ስደተኛነትን

ዘርኣይ ሰሎሞን

ጻብኦታት ኣብ ልዕሊ ኤርትራዊ ሃገራዊ ክውንንውትን፡ ሃገራዊ ሓርበኛዊ ሉኡላዊ መንነትን፡ ቀጻሊ ኢዩ ዘሎ። ሰንሰለታት ናይ`ቲ ውሽጣውን ግዳማውን ተጻብኦታት ግን፡ ንህዝብን ሃገርን ኤርትራ፡ ካብ`ቲ ክበጽሖ ዝደሊ ሽቶን ዕላማን ክዓግት ዝኽእል፡ ግዙፍ ይኹን ደቂቕ በሕየ ዝብል ረቂቕ ሓይሊ ግን፡ ተሰኒፉ ክርኽሞሽ እንተዘይኮይኑ፡ ስድሪ`ውን ትኹን ነቲ ኤርትራዊ ሃገራዊ ሓርበኛነት ከዳኽምሲ ይትረፍ፡ ካብ ምረሻ ጉዕዞኡ ከሰናኽል ዝኽእል፡ ናይ ቀረባ ይኹን ናይ ርሑቕ ሓይሊ፡ ነቲ ዛጊት ኪኖ ምብርካኽ ከጋጥሞ ዝኽእል ዘይተርፍ ዕድል፡ ተደቢሩ ስዩም ጥራይ ኢዩ።

ኣብ 2ይ ክፋል ጽሑፈይ: በዞም ዝስዕቡ ዛዕባታት የራኽበና ኢለ ነይረ:-  [To read Part-1, click <<HERE>>]


Disclaimer: TesfaNews cannot independently verify the veracity of the story. The views expressed in this article are the author’s own. He can be contacted through [email protected]