Over 4,000 Students Graduate From Eritrean Colleges

ኣብ ኤርትራ ልዕሊ 4ተ ሺሕ ብዲግሪን ድፕሎምን ከምኡ`ውን ማስተርስ ተመሪቖም ይብል ፈጻሚ ዲረክተር ቦርድ ዶ/ር ታደሰ መሓሪ

Dr. Tadesse Mehari, Executive Director of the board of institutions of higher learning
Dr. Tadesse Mehari, Executive Director of the board of institutions of higher learning

By VOA Tigrnya,

ዶ/ር ታደሰ መሓሪ፡ ኣብ ኤርትራ 7ተ ዩኒቨርሲታት ከምዘለዋ፡ ብድምር ልዕሊ 15 ሺሕ ከምዝሕዛ ገሊጹ

ኣብ ኤርትራ ዘለዋ 7ተ ኮለጃት በብዓመቱ ኸባቢ 5ተ ሺሕ ተማህሮ ከምዝቕበላ፡ ቁጽሪ ደቀንስትዮ ንምትብባዕ ኣብ መቐበሊ ነጥቢ ሓለፋ ከምዝግበር፡ ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ክፍሊ ሕግን ጥዕና ሳይንስን ሒዛ ከምዘላን ንሓዋሩ ቤት ትምህርቲ ድሕረ-ምረቓ ክትከውን ተሓሲቡ ከምዘሎን ዶር ታደሰ ገሊጹ`ሎ።

ኮለጃት ኤርትራ ዓለማዊ ኣፍልጦ ክረኽባ ከምዝጀመራን፡ ነቲ ኣፍልጦ ንምሕያሉ ብዕቱብ ይስርሓሉ ከምዘሎን ገሊጹ።

ምስ ዶ/ር ታደሰ መሓሪ ዝተገብረ ቃለ-መጠይቕ

.

If the above interview failed to work for you, you can follow it by CLICKING HERE