ጠንቂ ግጭት ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ዝሓለፈ መድረኻትን በጺሕዎ ዘሎ ደረጃን (ካልኣይ ክፋል)

News Politics ትግርኛ
"ንሕና ስቕ ኢልና ናይ ዓለም መገባእያታት፡ ናይ ኣፍሪቃ መገባእያታት፡ ንዙይ ክፈትሕዎ ኢዮም ኢልና ክንጽበ ኣይኮናን፡ እቲ ኹናት ምስ ሰራዊት ዝግበር ግጥም ኢዩ፡ ምስ ሰራዊት ዝግበር ግጥም ምስ ጠቕላላ ናይ ኤርትራ ዕቕሚ ዝግበር ግጥም ስለዝኾነ፡ ብቐጻልነት ክካየድ ዘለዎ እዩ፡ ክንዲ ዝወሰደ ይውሰድ፡ ክንዲ ዝደለዮ መስዋእትነት ይሕተት፡ እቲ ኹናት ክቕጽል እዩ።" - ኣይተ ገብሩ ኣስራት
“ንሕና ስቕ ኢልና ናይ ዓለም መገባእያታት፡ ናይ ኣፍሪቃ መገባእያታት፡ ንዙይ ክፈትሕዎ ኢዮም ኢልና ክንጽበ ኣይኮናን፡ እቲ ኹናት ምስ ሰራዊት ዝግበር ግጥም ኢዩ፡ ምስ ሰራዊት ዝግበር ግጥም ምስ ጠቕላላ ናይ ኤርትራ ዓቕሚ ዝግበር ግጥም ስለዝኾነ፡ ብቐጻልነት ክካየድ ዘለዎ እዩ፡ ክንዲ ዝወሰደ ይውሰድ፡ ክንዲ ዝደለዮ መስዋእትነት ይሕተት፡ እቲ ኹናት ክቕጽል እዩ።” – ኣይተ ገብሩ ኣስራት

ደበሳይ ነባራይ:

ኣብ ዝሓለፉ ሰሙናት፡ ብድምጺ ራድዮ ኣሜሪካ መደብ ትግርኛ ኣብ ዝተፈነወ ቃለ መሕተት ምስ ፕረዚደንት ክሌሌ ትግራይ ነበር ኣይተ ገብሩ ኣስራት ( ደመኛ ጸሊኢ ህዝቢ ኤርትራ ) ንጉዳይ ኤርትራ ኣመልኪቱ ኣብ’ቲ ዝጸሓፎ መጽሓፍ ኣስፊርዎ ንዘሎ መብርሂ ንክህበሉ ተሓቲቱ ምንባሩን፡ ኣብ ቅርሕንትን ጽሌእን : ኣብ ሕልምን ሓሶትን ተመርኪሱ ዝሃቦ መሌሲ ዳርጋ ኩላትና ተኸታቲሌናዮ ክንከውን ተስፋ እገብር ። ስለዚ ከምቲ ናቱ ዓጀውጀው ዘይኮነ : ኣብ ጭቡጥ መወከሲ ምርኩዝ ብምግባር፡ ከም ኩለ ኤርትራዊ ብፍቕሪ ሃገሩ ዝሓምም ገለ ክብል ክፍትን እየ።

ናይ ሎሚ ካልኣይ ክፋል ትሕዝቶ ጽሑፈይ እምበኣር፡  ወትሃደራዊ ረጽሚ ኤርትራን ኢትዮጵያን ተበግሶ ሰላማዊ ፍታሕን፡ ብ ዝብል ኣርእስቲ ዝተዳለወ ኮይኑ፡ መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ዝሓለፈ ዘቕረብኩዎ ቀዳማይ ክፋል ጽሑፈይ ድማ ኢዩ።

Download (PDF, 228KB)