ጠንቂ ግጭት ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ዝሓለፈ መድረኻትን በጺሕዎ ዘሎ ደረጃን (ራብዓይ ክፋል)

News ትግርኛ
ባይቶ ጽጥታ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ከምቲ ዜሓለፈ ፍርቂ ዘመን ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ህዝባን መዳርግቲ ኣልቦ በደል እናተፈጸመ እናረኣየ ዝዓወረ: እናሰምዐ ዝጸመመ: ሎም’ውን ታሪኽ ክደግም ተራእዩ ኣሎ:: በዚ መንጽር ምስንርእዮ ባይቶ ጸጥታ ኣብ ጉዳይ ኤርትራን ኢትዮጵያን ደጋጊሙ ልምሰቱን ፍሽለቱን ብዘየወላውል መንገዲ ኣረጋጊጹ ክበሃል ይከኣል::
ባይቶ ጽጥታ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ከምቲ ዝሓለፈ ፍርቂ ዘመን ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ህዝባን መዳርግቲ ኣልቦ በደል እናተፈጸመ እናረኣየ ዝዓወረ: እናሰምዐ ዝጸመመ: ሎም’ውን ታሪኽ ክደግም ተራእዩ ኣሎ:: በዚ መንጽር ምስንርእዮ ባይቶ ጸጥታ ኣብ ጉዳይ ኤርትራን ኢትዮጵያን ደጋጊሙ ልምሰቱን ፍሽለቱን ብዘየወላውል መንገዲ ኣረጋጊጹ ክበሃል ይከኣል::

ደበሳይ ነባራይ:

ኣብ 3ይ ክፋል ጽሕፍቶይ፡ ፍሽለት ሕቡእ ኣጀንዳ ወያነ: ተራን ሕጋውነትን ዓቃብ ሰላም: ስልጣን ኮሚሽን ዶብ: ድሕሪ ብይን ዝተዋህበ ወግዓዊ ቃል ክልቲኤን ሃገራት: ዕንቅፋት መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ኮምሽን ዶብ ኣቕሪበ ኔረ::

ኣብ ናይ ሎሚ ራብዓይን ናይ መወዳእታ ክፋል ድማ: ተራ ግቡኦም ዘይ ኣልዓሉ ኣውሓስቲ ስምምዕ ውዕሌ ሰላም ኣልጀርስ ብፍላይ ባይቶ ጸጥታን ምምሕዳር ኣመሪካን: ዘተ (ድርድር) ብቋንቋ ወየንቲ: ተጻብኦ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ኤርትራን: ጉዳይ ኣፍደገ ባሕርን: ካልእን ከቕርብ እየ::

Download (PDF, 281KB)