ዓወታት ወርሒ ሚያዝያ፡ ሽግ ዋዕላ መንእሰያት ህ.ግ.ደ.ፍ
ብ መንእሰያት ህ.ግ.ደ.ፍ፡ እቲ ነዊሕ ጠሚቱ ብኤርትራዊ ሃገራዊ መንነት ዝተዓጥቀ ምንቅስቓስ መንእሰይ ህ.ግ.ደ.ፍ ኣብ ኤውሮጳ፡ ካብ ዝወረሶን ዝተኸተሎን ቅኑዕ መስመሩ ነቕ እንከይበለ፡ ተጻብኦታት እናኣምከነን ብኤርትራዊ ጽንዓት እናተደርዐን፡ እንሆ መበል 11 ዋዕላኡ ኣብ ምክያድ ይርከብ። እዚ ኣብ ጀርመን ፈሊሙ፡ ብካልኦት ኤውሮጳውያን ከተማታት እናተበራረየ ክካየድ ዝጸንሐ ዋዕላ፡ ናይ ዓመተ 2015 ዙር፡ ዋዕልኡ ኣብ ጀርመን የካየድ ኣሎ። ጀርመናዊት […]
Continue Reading