ሰለስተ ውድባት ኢትዮጲያ ኣብ ትሕቲ ሓደ ወተሃደራዊ ሓይሊ ኽጥርነፋ ወሲነን

ብ ተስፋ ኒውስ፡ ንዕድመ እቲ ጨቋኒ ከምዝኾነ ዝተመስከረሉ ስርዓት ወያነ ንምሕጻር፡ ሰለስተ ውዱባት ኢትዮጲያ ትማሊ ናብ ሓደ ክጽንበራ ዘኽእለን ሓባራዊ ስምምዕ ከቲመን። ኣብቲ ዘውጽእዎ ናይ ሓባር መግለጺ፡ ግንባር ሓርበኛታት ኢትዮጲያ፣ ግንቦት 7ተ ንፍትሒን ናጽነትን ዲሞክራሲን፣ ከምኡውን ዲሞክራሲያዊ ሓይልታት ህዝብታት ኣምሓራ፡ ዝተብሓሉ 3ተ ሓይልታት ተቓወምቲ ኢትዮጲያ፡ ብሓባር ተዋሓሂደን ኣብ ትሕቲ ሓደ ዕዚ፡ ዕጥቓዊ ቃልሲ ዘካይዱሉ ናይ ምርድዳእ ሰነድ […]

Continue Reading