ጠንቂ ስደት ኤርትራውያን እንታይ እዩ?
ብ ተስፋማርያም ሓጎስ፡ ኣብዚ ዘለናዮ ግዜ ኣብ ማእከላይ ምብራቕን ኣፍሪቃን ተፈጢሩ ዘሎ ቅልውላውን ዘይምርግጋእን ኣህዛብ ብብዝሒ ክሰደዱ ይረኣዩ ኣለው ። ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ብዝተወልዐ ኲናት ሕድሕድ ግድማዊ ምትእትታው ተሓዊስዎ ኣብቲ ዝኸፍአ ደረጅኡ በጺሑ ኣማእት ኣሽሓት ሰላማዊ ህዝቢ ሃሊቑ ብሚልዮናት ዝቝጸር ህዝቢ ካብ ቤት ንብረቱ ተፈናቒሉ ክስደድ ተገዲዱ። ኣብ ኣፍሪቃ ውን እንተኾነ ብሰንኪ ብኩል ምሕደራን ናይ […]
Continue Reading