Tag Archives: Asmara Investment Conference

VOA: ጉባኤ ኢንቨስትመንት ኤርትራ 2012 ምስ ዶ/ር ወልዳይ ፍጡር

Dr. Woldai Futur’s Interview with VOA on Eritrea’s First Investment Conference

By VOA Tigrinya Service,

ኤርትራ ኣብ ቀረባ ግዜ  ኣብ ከተማ አስመራ ጉባኤ ኢንቨስትመንት ኣካይዳ ኔራ።  ዕላማ’ቲ ጉባኤ  ኤርትራውያን በብዓቅሞም ኣብ ዝኽእልዎ  ዝተፈላለየ  ፀፍሒ ኢኮኖሚ’ታ ሃገር  ገንዘቦም አዋፊሮም ኣብ ልምዓትን ዕብየትን ሃገሮም ብምክፋል ንሳቶም’ውን ተጠቀምቲ ንክኾኑ’ዩ ክብሉ ኣብ ቤት-ፅሕፈት ፕረዚደንት  ኤርትራ ሚኒስተር ማእኸል ወፍርን ልምዓትን ዝኾኑ ዶ/ር ወልዳይ ፍጡር ምስ ሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ ኣብ ዘካየድዎ ቃለ-መሕትት ገሊፆም።

ኤርትራ  በቲ ንዝሓለፈ 20-ዓመታት ኣብ ዝተፈላለየ ፅላታት ኢኮኖሚ ዝገበረቶ ኢንቨስትመንት ኢኮኖሚአ  ዕብየት የርኢ’ሎ ዝበሉ ዶ/ር ወልዳይ ትኹረት ኤርትራ ኣብ  ልምዓት ሰብን ምዕሩይ ዕበትን’ዩ ኢሎም። Continue reading VOA: ጉባኤ ኢንቨስትመንት ኤርትራ 2012 ምስ ዶ/ር ወልዳይ ፍጡር