ኣምባሳደር በየነ ርእሶም ኣብ ናይሮቢ ህዝባዊ ሰሚናር ኣካይዱ
ብ ኤምባሲ ሃገረ ኤርትራ (ኬንያ), ብ 24 ሕዳር 2013፡ ኣምባሳደር በየነ ርእሶም ኣብ ናይሮቢ ንህዝቢ ሰሚናር ኣካይዱ። ኣርእስቲ ናይቲ ሰሚናር፡ ምርብራብ ኣብ መንጎ ሓይልታት ምፍራስ ሃገርን ሃገራውነትን ከምኡውን ሓይልታት ምህናጽ ሃገርን ሃገራውነትን ኣብ ህሉው መድረኽ ዝብል ኮይኑ፡ ነዚ ዘለናዮ መድረኽን መኣዝንን እንታይ ይመስል ንምርዳእ፡ ንድሕሪት ተመሊሱ ህዝቢ ኤርትራ ዝሓለፎም ናይ ታሪኽ መድረኻት ብሰፊሕ ገሊጹ።
Continue Reading