Tag Archives: Beyene VOA interview

AUDIO: ኤርትራ ናብ ኢጋድ ንክትምለስ ሓገዝ ኬንያ ከምዘይሓተተት ተገሊፁ (VOA)

“Kenya supports Eritrea’s bid to re-join IGAD unconditionally”- Amba. Beyene Russom

By Betre Sultan,

ፕረዚደንት ምዋዪ ኪባኪ፣ኤርትራ ናብ ኢጋድ ቅድሚ ምምላሳ ንፅንፈኛታት ብሕልፊ ንኣል-ሸባብ ትልግሶ ሓገዝ ክተቋርፅ ኣለዋ ዝብል ሪኢቶ ኣይሃቡን ኢሎም ኣምባሳደር በየነ።

ኣብ ክንድኡ እቶም ፕረዚደንት ምስ ፕረዚደንት ኢሳያስ ክራኸቡ ከምዝደልዩ፣ኬንያ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝኾነ ፅልኢን ቅርሕንትን ከምዘይብላ፣ሎሚ‘ውን እንተኾነ ብሓባር ክንሰርሕ ድልዋት ኢና ከምዝበሉ ኣምባሳደር በየነ ጠቂሱ።

ብመሰረት እቲ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ኬንያ ዝላኣኸልና መግለፂ ምንስቴር ወፃኢ ኬንያ ድማ፣ኣብ እዋን ልዝብ ፕረዚደንት ኪባኪን ኣምባሳደር በየነን፣ጉዳይ ኤርትራ ምስ ፅንፈኛታት ተኣሳሲሩ ዝተላዕለ ልዝብ ኣይነበረን። Continue reading AUDIO: ኤርትራ ናብ ኢጋድ ንክትምለስ ሓገዝ ኬንያ ከምዘይሓተተት ተገሊፁ (VOA)