ብኢዱ ንጸሓይ ዝኽውል፡ ንሓቂ ብዓሎቕ ዝብልል፡ ሓያል የልቦን!!

ብ ግዱሳት ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት፡ ሓለቃ ስታፍ ስርሒታት ኤምባሲ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ኣብ ኣስመራ ኤርትራ፡ እንሆ ሕጂ! ሕጂ! የውክእ ኣሎ። ንበይኑ ዘይኮነ፡ ምስቶም ኣብ ዝባና ዘይሕጋውን፡ ዘይፍትሓውን ዝተስገደደ እገዳ ክጸንዓነና እንከሎ ተዓዘብትን ደገፍትን ዝነበሩ ኣካላት ጥራይ ዘይኮነ፡ ብቐንዱ ምስ ወኪል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኮይኑ ኢዩ ናብ ማእከል ዕደና ወርቂ ብሻ ዝበጽሕ ዘሎ። ነዚ ብኣካል ናብ […]

Continue Reading