ኤርትራዊ ኣይትተሃመል፡ ሓርገጽ’ውን ክውሕጠካ እንዳደልለየ’ዩ እንዳምቧሀቐ ዝነብዕ (Part-I)
ብ ጉጅለ ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት፡ ኣቲ ንኤርትራ ዶባታ ኣነጺሩ፡ ከም ሃገር ዝሰረታ ፋሺሽት ኢጣልያ፡ ብናይ ኪዳን ሓይልታት ኣብ ድሮ ምስዓሩ፡ ሓንቲ ካብተን ናይ ኪዳን ሓይልታት ኣባል ዝኾነት እንግሊዝ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ሰማይ ሰማይ ብዝበራ ነፈርቲ ገይራ፡ ከምዚ ዝስዕብ ትሕዝቶ ዘለዎ ወረቓቕቲ ብሰማያት ኤርትራ ናብ መሬት ኤርትራ ዘርጊሓ፡ ናብ ህዝቢ ኤርትራ ከም ዝበጽሕ ገይራ ነይራ። ትሕዝቶ መልእኽቲ […]
Continue Reading