ናይ ሽሮ ፈጣዕ ፈጣዕ ጣይታ ክሳብ ዝቐርብ !
ብ ተስፋማርያም ሓጎስ፡ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ መንነቶም ብግቡእ ዝርድኡን ዝፈልጡን እዮም ። ኣብ እንርከቦ ኣህጉር ይኹን ከባቢ ድማ ሓይሎም ዝፈልጡን ሓይሊ ካልኦት ኣጸቢቖም ዝፈልጡ ኣብ ባዶ ጃህራን ፈኸራን ዘይኣምኑ እዮም ። ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ንሰላም ቀዳምነት ዝህቡ ተገዲዶም እንተዘይኮይኑ ንዂናት ከም መፍትሒ ዘይኣምኑ እዮም። ኣብ ዝኾነ ይኹን ኩነት ኣብ ልዕሊ ካልኦት ኲናት ኣዊጆም ኣይፈልጡን እዮም […]
Continue Reading