Tag Archives: Calais

Foreign Secretary Philip Hammond’s Comments: Beyond Shameful

Philip-Hammond marauding migrants comment
UK foreign secretary Philip Hammond’s ‘marauding migrants’ comments branded ‘shameful’ in furious backlash. But are his comments also racist? (Photograph: Stefan Wermuth/PA)

By Ray Ja Fraser,

The UK Foreign Secretary Philip Hammond recently warned that African migrants “pose a threat to the standard of living and social structure of the UK and the rest of Europe.” Hammond also went on to use the term “marauding” to describe the migrants’ presence in the Calais (France) area. For many, his comments come across as cold and callous, and several Labour candidates rightly condemned Hammond’s comments as “alarmist…unhelpful…and dehumanising.” Continue reading Foreign Secretary Philip Hammond’s Comments: Beyond Shameful

ሓበሬታ ንኩሉ ኤርትራዊ ኣብ ከተማ ካሌ (Calais) ፈረንሳ ብዛዕባ ዘሕዝን ኩነታት ኤርትራውያን

እቲ ምኽንያት ብዘይገድስ ፡ የሕዋት ኤርትራውያን ምድረ በዳ ክሰግሩን ባሕሪ ክስንጥቑን ዘሕለፉዎ ስቓይን መከራን ከይኣክል ፡ ኣብ ኣውሮፓ ምስ ኣተዉ ብፍላይ ድማ ኣብ ፈረንሳ ዘጋጥሞም ዘሎ ሽግር ፡ ሓደጋን ሞትን ንኹሉ ኤርትራዊ ዝተሓሳስብ እንዳኾነ ይመጽእ ብምሕላዉ ፡ ማሕበረኮም ኤርትራውያን ኣብ ፈረንሳ ንኹሎም መንገዲ ሃገረ እንግሊዝ ዝመርጹን ቤተሰቦምን በዚ ኣጋጣሚ ነዚ ዝስእብ ሓበሬታ የመሓላልፍ

ካብ ማሕበረኮም ኤርትራውያን ኣብ ፈረንሳ

ኣብዚ ዝሓለፈ ወርሓት ኩሉና ሰሚዕናዮ ንኸውን ሰለስተ መንእሰያት ብሓደጋ ህይወቶም ኣጥፊኦም።  ነዚ ዝሰምዔ ሰብ ብፍላይ ድማ ኤርትራውያን ዘይሓዘነን ዘይጎሃየን የለን።  እቲ ዘገርም ድማ እዞም ሰባት እዚኦም ምድረ በዳ ክሰግሩን ባሕሪ ክስንጥቑን ዘሕለፉዎ ስቓይን መከራን ኣዘንቲኻ ዝውዳእ ኣይኮነን።  ናይቶም ኣብ ምድረ በዳ ዝተረፉ ኣብ ባሕሪ ዝጥሓሉን እናዘከርናን እዚ ኩሉ ሓሊፎም ኣብ ኤውሮጳ ምስ ኣተዉ ንዕኦምን ንስድርኦምን መወዳእታ ስቓዮም ክኸውን ነይርዎ። Continue reading ሓበሬታ ንኩሉ ኤርትራዊ ኣብ ከተማ ካሌ (Calais) ፈረንሳ ብዛዕባ ዘሕዝን ኩነታት ኤርትራውያን