ኤርትራ ንሃጸያውያን ሃገራት ሓደገኛ ናይ ጽቡቕ ኣብነት
ብተስፋማርያም ሓጎስ: ኣሜሪካ ዝመራሒተን ሃጸያውያን ( ኢምፐርያሊስት ) ሃገራት ካብ መፈለምትኡ ኣንጻር ነጻነት ኤርትራ ደው ዝበላን ነዚ ዝሓለፈን ገና ዘሎን ዕንወትን ምፍሳስ ደምን ህዝቢ ኤርትራ ተሓተትቲ እየን። ህዝቢ ኤርትራ ነዛ ዝሕበነላን ዝኾርዓላን ሃገሩ ነጻ ንምግባር ሰላሳ ዓመታት ተቓሊሱ ኣማእት ኣሽሓት ብሉጻት ደቁ ከፊሉ እዩ ረኺብዋ ። ነጻነትና ክቡራት ከፊልና ኣምጺእናያ ፣ ነጻነትና ሕጋውነት ንምልባስ ድማ […]
Continue Reading