“ምቕያር ወረቓቕቲ ኣረጊት ባጤራ፡ ውሕስነት ዘለዎ ኣጠቓቕማ ገንዘብ ንምትእትታው’ዩ” ኣመሓዳሪ ባንክ ኤርትራ
ብ ዮናስ ኣብርሃም | ሓዳስ ኤርትራ ባንክ ኤርትራ ኣብ ዑደት ንዝርከብ ኣረጊት ወረቐታዊ ባጤራ ናቕፋ ብሓድሽ ወረቐታዊ ባጤራ ናቕፋ ንምቕያር ዘኽእል ሕጋዊ ምልክታ ቁ. 124/2015 ብረቡዕ 4 ሕዳር 2015 ምውጽኡ ይፍለጥ። ብዛዕባ’ዚ ዋና ኣመሓዳሪ ባንክ ኤርትራ ኣቶ ክብረኣብ ወልደማርያም ንማዕከናት ዜና ውሽጢ ሃገር ዝሃቦ መብርሂ እንሆ፦ ንዝጸንሐ ባጤራ ናቕፋ ብሓድሽ ንምትካእ ዝወጸ ሕጋዊ ምልክታ ኣሎ። […]
Continue Reading