ጕዕዞን መልእኽትን ኣምባሳደራት፡ ርዝነት፡ ብመለክዒ ርሕቀት!
ብ ተወልደ ብእምነት፡ ሚያዝያ 13፡ መበል ዓሰርተ ሰልስተ ዓመቱ ዘቝጸረ ብይን፡ ኮምሽን ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኤውሮጳዊ ሕብረት፡ ሓድነት ኣፍሪቃ፡ ኣመሪካን ካልኦት ኣውሓስትን ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ሃገራትን፡ ነቲ ኣብ ከተማ ኣልጀርስ እተበጽሐ ኣህጉራዊ ስምምዓት፡ ብእኡ መሰረት ዝጸደቀ ቀያድን ናይ መዋዳእታን ፍርዲ፡ ተኸታቲለን ኣብ መፈጸምትኡ ከብጽሕኦ ንዝኣተውኦ ዝተመዘዛሉ ሓላፍነት ብምዝንግዐን፡ ክሳብ ሎሚ ላኣላዊ መሬትና […]
Continue Reading