ፊያሜታ ፡ እታ ኣመንዝራ ናይ ኮምብሽታቶ
ብ ተስፋኒውስ (ትርጉም)፡ ውግዕ ኢትዮጵያን ኤርትራን ክካየድ ከሎ ኣነ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኢዬ ነይረ። ሓደ ቐዳም ምሸት፡ ኣብ ከባቢ ወሎ ሰፈር አብ ዝርከብ ሓደ ናይ ወጋሕ ትበል ለይቲ ክለብ ምስተኣለኹ ፡ ሓደ ዘስሕቅ ጉዳይ የጋጥመኒ። አብቲ ክለብ ብምሸት መብዛሕትኡ ግዜ ዘጻውትዎ ናይ ኣመሓርኛ ደርፍታት ኢዩ ኔሩ። ኣብ ሞንጎ`ውን ንኣመል ናይ ትግርኛን ኦሮምኛን ደርፍታት ይሕወሰሉ ኢዩ። […]
Continue Reading