ኣይረሳዕናዮን!
እዛ ጽሕፍቲ ነቶም በዚ ኣብ ላዕሊ ዝጠቐስክዎ ኣገባብ ብወያነ ትግራይ ብግፍዓዊ ኣገባብ ካብ ኢትዮጵያ ንዝተሰጎጒ ኩሎም ኤርትራዊያን ወለደይን ኣሕዋተይን መዘከርታ ክትኮነለይ ኣወፍየያ ኣለኹ። ብ ጓል ፈዳይን ሻዕቢያ ቫይናክ ሓደ ካብ’ቲ ኣብ ዝሓለፈ ክፍለ ዘመን፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ኤርትራዊያንን ዝተፈጸመ፣ ኣዝዩ ዘስካሕክሕ ግፍዒ፣ እቲ ብወየንቲ ተጋሩ፣ ኣብ ልዕሊ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነብሩ ዝነበሩ ኤርትራዊያን ዝተፈጸመ ማእሰርቲ፣ ዝምታ […]
Continue Reading