Tag Archives: Election2015

Eritrea at 24: Celebrating Genuine Independence by Focusing on Development Through Resilience

tplf led ethiopia and pfdj eritrea at 24
As Eritrea gears up to celebrate its 24th independence anniversary, the emerging contrasts between two countries of the Horn of Africa could never be starker

By Elias Amare,

ON MAY 24, Eritreans inside the country as well as all over the world will be celebrating the 24th anniversary of their independence. After 30 years of tenacious national liberation struggle, the Eritrean People’s Liberation Front (EPLF) totally defeated the Ethiopian army of the Dergue — the largest and strongest army in Black Africa — and triumphantly entered the capital of Asmara on May 24, 1991. Continue reading Eritrea at 24: Celebrating Genuine Independence by Focusing on Development Through Resilience

ሕሹኽሹኽ ናይዚ ሰሙን`ዚ

ወያነ ኣብ ጸገም ኢዩ ዘሎ። ምርጫ ቀሪቡ ፡ ኣምሓራ ዳግም ናብ ስልጣን ካብ ዝመጽእ ፡ ወያነ ኢትዮጲያ እንተትፈርስ ከምዝመርጹ ርዱእ እዩ። ኦሮሞ`ውን ኣምሓራ ዳግም ካብ ዝነግስ ወያነ ኣብ ስልጣን ክጸንሕ ኢዮም ዝደልዩ። እንተኾነ እቲ ቀንዲ ጸላዒ ወያነ እምበር ኣምሓሩ ዘይምኳኖም ምስተረድኡ ድማ፡ ድሕሪ ውድቐት ወያኔ እታ ሽግ ናበይ ገጻ ከምትወድቕ ዘይምፍላጦም ብዙሕ ኣተሓሳሲቡዎም ኣሎ። ብናይ ሓድነት ኢትዮጲያ ዝኣምን ፡ ብሕዝቢ ኦሮሞ ተቐባልነት ዘለዎ መንእሰይ ኦሮሞ ምርካብ ካብዘይተኻኣለ ፡ እቲ ናይ መጻኢ ምርጫ እንታይ ክወልድ ከምዝኽእል ምእማቱ ከቢድ ኣይኾነን።

ተስፋኒውስ (ትርጉም)፡

ካብ ድሬዳዋ ተበጊሶም ኣብ ገማግም ባህሪ ኤርትራ ዝዓለቡ MI-35 ዝኣይነተ ናይ ኢትዮጲያ ሄሊኮፕተራት ጉዳይ ንወያኔ ርዕሲ ሕማም ኮይነንኦ ቀንየን። መንነት ናይቶ ነተን ሄሊኮፕተራት ሒዞም ዝኣተዉ ኣባላት ሓይሊ አየር ኢትዮጲያ ፡ ኣብ ልዕሊ እቲ ስርዓት ዘለዎም ተቓውሞ እንታይ ምዃኑውን ገና ኣይተፈልጠን። ምስኡ ብዝተሓሓዘ ፡ ሓይሊ አየር ኢትዮጲያ ፡ ካብ ዝኾነ ግዜ ብዝኸፈአ መልክኡ ለሚሱ ምሕላዉ ሰነዳት ይሕብሩ።  ደቂ ብሄረ ኣምሓራን ኦሮሞን ኣብረርቲ ነፈርቲ ኹናት ካብ ስራሕ ተኣሊዮም ኢዮም። ደቂ ትግራይ ኣብረርትን ቴክኒሻናትን ድማ ብኣጻብዕ ዝቑጸሩ ብምዃኖም ፡ ነቲ ሓይሊ አየር ብትግራዎት ጥራሕ ከተንቀሳቕሶ ኣይከኣልን ኢዩ። ብፍላይ ቴክኒሻናት ዝበዝሑ ካብ ደቂ ኣምሓራን ኦሮሞን ኮይኑም ስለዝጸንሑ ፡ ወያነ ኣብ ከቢድ ጸገም ወዲቑ ይርከብ። ናይ ሓሶት ፌደራሊዝም ውጽኢት ድማ እዚ ኢዩ። Continue reading ሕሹኽሹኽ ናይዚ ሰሙን`ዚ