ሕሉቕ ኣውዲቑ ነይሓንቕ ፡ ዕሩቕ ከዲኑ ነየማሙቕ ፡ ተጻባእቲ ኤርትራ ኣብ መድረኽ እንክቃልዑ!

ብ ግዱሳት ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት፡ ኣብ’ዚ ናይ ሎሚ ጽሑፍና ፡ ነቲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጢ እዚ ናይ 25 ዓመታት ነጻነቱን ሓርነቱን፡ ድሮ ምድላው ጽንብል ቡሩራዊ ኢዩቢዩል ምርኩስ ብምግባር፡ ህዝቢ ኤርትራ ክፈልጦ ንዘለዎ ሓቅታት ክንጋልህ ኢና። ኣብ’ዚ ከም ፍሉይ ሕታም ጌርና እነቕርቦ ዘለና ናይ ምቅላዕን ምግላጽን ጽሑፍ፡ ህዝቢ ኤርትራን መሪሕ ውድቡ ህዝባዊ ግምባር ሓርነት ኤርትራን፡ ካብ […]

Continue Reading

ተኣኪብካ ገዛኻ ትሃንጽ እምበር ገዛኻ ከተፍርስዶ ትእከብ!

ተካል ውላድ መጕሃይ ዘመዱ ሕማቕ ዜጋ መባላሸዊ ዓዱ ። ነዞም ከዳዓት ነኸስቲ ጡብ ኣዲኦም ካብ ዝኾነ ግዜ ንላዕሊ ንጠንቀቐሎም ። ብ ተስፋማርያም ሓጎስ: ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ንድሕሪት ምልስ ኢልና መዛግብቲ ታሪኽ ምስ እንፍትሽ ሓደ ፍልይ ዝበለ ነገር ነንብብ። ንሱ ድማ ህዝቢ ኤርትራ ብዝተፈላለዩ ወረርቲ ሓይልታት ማእለያ ዘይብሎም ግፍዕታት ይወርዶ ምንባሩን ፣ ይኹን እምበር ኣሜን ኢሉ […]

Continue Reading

ናይ ስደት እንጌራ ልማኖ ንኽትበልዕ መንግስትኻን ህዝብኻን ኣይተጸልም!

ብ ተስፋማርያም ሓጎስ፡ ሃገር ማለት መንነት ፡ ክብረት ማለት እዩ። እዚ ክንብል እንከሎና ንስለ ዘረባ እንዛረቦ ዘይኮነስ እቲ ክዉን እቲ ሓቂ ስለ ዝኾነ እዩ። ፡ ህላዌና ምስ ሃገር ዝተሓሓዘ እዩ ክንብል ከሎና ፡ንህላወ ውን ብኽልተ መንገዲ ክንርእዮ ንኽእል ኢና። እቲ ሓደ ሰብኣዊ መሰልካን ክብርኻን ተሓልዩ ካብ ምብራቕ ናብ ምዕራብ ካብ ሰሜን ንደቡብ ካብ ቆላ ናብ […]

Continue Reading

መዝገብ ኣባላት ኣትማን ውሻጠ፡ ጸብርን ቀብርን፡ መካይድቲ ኣይኮነን!

ካብ ጉዱሳት ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት፡ ተጻባእትና ብቕርበትን ብርሕቀትን ዝውርውሩልና ጠያይትን ቦምባታትን፡ ንዓወት ዘይተዓደልዎ ኮይኖም`ምበር ብናይ ፕሮፓጋንዳ ጽሑፋትን፡ ናይ ዘመና ቴክኖሎጂ ዝሃቦም ምዕባሌታት ተጠቒሞም`ውን፡ ነቲ ክሳብ ሕጂ ክሰብርዎስ ይትረፍ፡ ንእሽቶይ`ውን ነቓዕ ክፈጥርሉ ዘይከኣሉ ሓድነትና፡ እምነትናን ንምብራዝን፡ ምጥርጣራትና ንምግፋሕ ዘይፈተንዎ እከይ ተግባራትን ዘይፈንቀልዎ ውዲታትን፡ ዘይወደብወን ኣካላትን የለዋን። ማሕበር ኤርትራውያን ሞያውያን ሕጊ፡ ማሕበር ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት፡ ኤርትራውያን ማሕበር […]

Continue Reading

ፈራሕ ሰብ ሽግሩ ንምፍታሕ ኣብ መወዳእታ ዝመርጾ መንገዲ ምህዳም ኢዩ

ካብ ግዱሳት ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት፡ ሰላም ከመይ ቀኒኹም። ንነዊሕ እዋን ጽሑፋትና ኣቛሪጽና ጸኒሕና ኢና፡ ዝበሃል ሲኢና ዘይኮነ፡ ዝደራረብ ዘሎ ዝተሓላለኸ ጉዕዞ ዳህሳስ ከባቢና፡ ውሽጢ ልብናን ምፍታሽ ስለ ዝደለና ኢዩ። እቶም ክስታት ብዙሓት ኢዮም። ነትን ከይመለስካ፡ ናብትን ከይሓተትካ፡ በዚን ከይፈተሽካ ማዓልቦ ንምብጻሕ ዘድልዮም ወጠታት፡ እልቢ! እልብታት ኮይኖም ናብ ዝዝፍዘፍሉ ዘለዉ ዘመን፡ ኪኖ ጽን ኢልካ ምስትውዓል፡ ገጥ […]

Continue Reading

“ኣንክል ቶም”

ብ በርሀ በራኺ፡ ኣንክል ቶም ዝበሃል ጸሊም ኣሜሪካዊ ብግዜ ባርነት በቶም ጸዓዱ ክፍቶ ኢሉ፥ ነቶም ጸለምቲ ኣሕዋቱ ናብቶም ጸዓዱ ቀሪቡ ብሕቡእ ዝሕሱ ዝነበረ ጸሊም’ዩ። ሎሚ ውን ኣብ መንጎና ቀንዲ’ኳ ድኣ ኣብ ሆላንድ ከም ኣንክል ቶም ኮይኖም ኣብ ኣባላት ሕብረት ኤውሮጳ ቀሪቦም ኣንጻር ኣሕዋቶም ኤርትራውያን ዝሕስዉ ሰባት ኣለዉና። ነቶም ንኤርትራ ካብ ናይ ደገ ተጻብኦ ዝከላኸሉላ ዘለዉ […]

Continue Reading

ምስ ዲያብሎስ ተራጊሙ፡ ብሰይጣን ዝተመረቐ ጻድቕ የለን!

ካብ ግዱሳት ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት፣ ቅድሚ ናብ ዝቕጽል 3ይ ክፋል ዝርዝር ጽሑፋት ምእታውና፡ ሓደ ናብ ናይ ቀረባን ርሕቑን፡ ፈተውትን ጸላእትን ህዝቢ ኤርትራ ከነመሓልላልፎ እንደሊ መልእኽቲ ኣለና። ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ናይ ግዜ ትሕዝቶ ኢዩ ተፈጢሩ። ግዜ ባዕሉ ከም ፈለግ ተሰኪምዎ ኢዩ ተጓዒዙ፡ እቲ ፈለግ ግን ህዝቢ ኤርትራ ባዕሉ ኢዩ ነይሩ። ግዜ ዝውሕጦ ዝነበረ ነብሪ ኢዩ ነይሩ፡ […]

Continue Reading