ቅድድም ብሽክለታ ፡ ተስፎም ዕቕባማርያምን ተስፋኡን . . .
ብ ኤርምያስ ገብረልዑል፡ ኣብ ክለብ ዞባ ደቡብ ንነዊሕ ዓመታት ብምውድዳሩ፡ ንውድድራት ውሽጢ ሃገር ከም ከብዲ ኢዱ ክፈልጦን ክመልኮን ሓጊዝዎ እዩ፣ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ዘመዝገቦ ዓወታት፡ ንርእሰ ተኣማንነቱ ኣብ ጥርዚ ከብጽሖ እንከሎ፡ ምስ መጋቢት ክለብ ኤምቲኤን ዘሕለፎ ብሉጽ ናይ ስልጠናን ጸወታን እዋናት ኸኣ፡ ኣብ ኮረሻ እንከሎ ንጸወታ ናይ ምንባብ ክእለቱ ኣበሪኽዎ ይርከብ፣ እዚን ካልእን ድማ […]
Continue Reading