ሕልናኹም፡ ኣእምሮኹምን ልብኹምን ኣበይ ኣሎ፧ (ቀዳማይ ክፋል)
ብ ሰሎሞን ምስግና (ሚሲሳጋ-ካናዳ) ሰላምታይ ይብጽሓኹም ዶ ኢለ ክጅምሮ። ሕልናኹም፡ ብጽልኢ ዝተቓነየ፡ ኣእምሮኹም ብሓሶትን ቅርሕንትን ዝተበረዘ፡ ልብኹም፡ ትርግታ ወይ ሕርመት ጸላኢ፡ ኣብ ነፍስ ወከፍ ካሊኢት ዝትርግ፡ ብሰራውርኩም ዝሓልፍ ደምኩም፡ ተጸንቒቑ፡ ናይ ጸላኢ ትካቦ ደም ተቐቢልኩም፡ ንህዝቢ ኤርትራ ኣብ ኩናት ክርምሸሽን፡ ንስኻትኹም ኣብ ስደት ኮይንኩም ክተጣቕዑ፡ ብሃንቀውታን ሃረርታን ትጽበዩ ዘለኹም፡ ቆርበት በጊዕ፡ ክዱናትን ተኹላታትን ነቐዛትን፡ ኣብዘሃለኹም […]
Continue Reading