መግለጺ ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ብዛዕባ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ
ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ፡ ነቲ ልዕሊ ዓሰርተ ዓመት ክጸዓረሉ ዝጸንሐ ጉዳይ ሳልሳይ ፓትርያርክ ኣቡነ አንጦንዮስ፡ ብዘሕጉስ መንገዲ ኣብ መደምደምታ ምዕራፍ ሰላም ከምዝበጸሐ የበስር። ካብ ቅዱስ ሲኖዶስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ፡ ሰላምን ምሕረትን እግዚኣብሔር ዝፈትዎ፡ ደቂ ሰባት ዝሰምሩሉ፡ መሰረት ሓድነት ቅድስት ቤተ ክርስቲያን እዩ። ነዚ ሓድነት`ዚ ንኽዕቅብን ንድህነት ቤተ ክርስቲያን ክብልን ቅድሚ ዓሰርት […]
Continue Reading