Tag Archives: Eritrea Orthodox Church

መግለጺ ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ብዛዕባ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ

eritrea-patriarch-return
ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ፡ ነቲ ልዕሊ ዓሰርተ ዓመት ክጸዓረሉ ዝጸንሐ ጉዳይ ሳልሳይ ፓትርያርክ ኣቡነ አንጦንዮስ፡ ብዘሕጉስ መንገዲ ኣብ መደምደምታ ምዕራፍ ሰላም ከምዝበጸሐ የበስር። […a step closer to restore his holiness? ]
ካብ ቅዱስ ሲኖዶስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ

ላምን ምሕረትን እግዚኣብሔር ዝፈትዎ፡ ደቂ ሰባት ዝሰምሩሉ፡ መሰረት ሓድነት ቅድስት ቤተ ክርስቲያን እዩ። ነዚ ሓድነት`ዚ ንኽዕቅብን ንድህነት ቤተ ክርስቲያን ክብልን ቅድሚ ዓሰርት ዓመት ቅድሱ ሲኖዶስ፡ በቲ ዘረኸቦ ጉድለት ንሳልሳይ ፓትርያርክ ኣቡነ አንጦንዮስ ካብ መዓርጎም ስዒሩ ካብ መንበሮም ከምዘውረዶም ይዝከር።

በብእዋኑ ምእንቲ ሰላምን ምሕረትን ቤተ ክርስቲያን፡ ቅዱስ ሲኖዶስ ኮነ ኮሎም ኣካላት ቤተ ክርስቲያንን መንግስትን በብዝከኣሎም ክጽዕሩ እዃ እንተ ጸንሑ፡ ኣብ መደምደምታ ግና ክብጻሕ ኣይተኻኣለን ነይሩ። Continue reading መግለጺ ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ብዛዕባ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ