“ኤርትራን ኣሜሪካን ኮሚኒቲ ላስ ቬጋስ” ናይ መወዳእታ ሽርሒ ወያነ!
ካብ መንእሰያት ህግደፍ (ላስ ቬጋስ)፡ ናይ ከዳሚ ስርዓት ወያነ ላዕለዎት ሓለፍቲ “ኤርትራዊያን ውሻጤኦም ጹቡቅ ጌርና ስለ እንፈልጦም ልክዕ ከም ሶማል ፋሕ ከነብሎም ኢና።” “ኤርትራዊያን እታ ኤርትራ ትብል ቃል ረሲዖም ብእንዳን ቀቢላን ኣዉራጃን ከም ዝዛረቡ ክንገብሮም ኢና” ክብሉ ብተደጋጋሚ ክፍኩሩ ከምዝጸንሑ ዝፍለጥ እዩ። ነዚ ዘይግሃድ ጠፋሽ ሕልሞም ግብራዊ ክገብሩ ድማ ሓድነት ኤርትራዊያን ክብትኑ ስለ ዝነበሮም እቲ […]
Continue Reading