ሪፖርታጅ: መበል 26 ዓመት ጽምብል ናጽነት ኤርትራ ኣብ ሆላንድ

ብ ዘርኣይ ሰሎሞን ኤርትራዊ ነባሪ ሆላንድ፡ ኣብ ምሽብሻብ ጽምብል ናጽነት ኤርትራ ኢዩ ተጸሚዱ ዘሎ። ነታ ሰላሳ ዓመት መመላእታ ክቡር ደሙን ህይወቱን፡ መባእ ሃገር ንምዃን ብሉጻቱ ሰዊኡ፡ ኣካሉ ሰንኪሉ፡ ጉልበቱን ገንዘቡን ከፊሉ፡ ኤርትራ! ኤርትራ ንኽትከውን ብዘካየዶ ቓልሲ ነዘረጋገጻ ሃገረ ኤርትራ! ንህንጸታን ምዕባሌኣን ብልጽግናኣን እጅገኡ ሰብሲቡ ኣብ ዘረባረበሉ ዝነበረ ህሞት`ውን እንተኾነ፡ ብቕንኢ የዒንቶም ዓዊሩ፡ ዕንቕርቲ ጽልኦም ሽክነኦም ብዝኸሓነ […]

Continue Reading