Library of Congress: New Eritrean Codes Now Available to Researchers

By Hanibal Goitom | for Library of Congress, Last week, the Law Library of Congress added four newly-issued Eritrean codes to its collection: the Civil Code, Civil Procedure Code, Penal Code and Criminal Procedure Code. We are grateful to the staff of the Library of Congress Field Office in Nairobi, Kenya, who made an effort […]

Continue Reading

Combining Traditional and Modern Laws: The Strengths of Eritrean Community Courts

By Mela Ghebremedhin, For the detractors of Eritrea, the country has no “no laws or rules”. This is a refrain often parroted by the so-called mainstream media. Seen through their distorted prisms, Eritrea is plunged in a complete anarchy. But, really…? Actually, Eritrean society has a rich track record of customs and traditional justice systems […]

Continue Reading

መትከላት ሓድሽ ሕጊ ሲቪላዊ ስርዓት ሃገረ ኤርትራ 2015

ብ ሳሙኤል ገብረብርሃን፡ ዝጸንሐ መሰጋገሪ ሕጊ ሲቪላዊ ስርዓት፡ መእተዊ ዝኾኑ ሰለስት ዓናቕጽ ድሕሪ ምስፋሩ፣ ንክሊ ስልጣን ኣብያተ ፍሪድ ዝምልከቱ ዓናቕጽ ብምቕራብ ብቐጥታ ዝርዝራዊ መምርሒ ብዛዕባ መስርሕ ድንነት ናብ ዝህቡ ሕጋጋት እዩ ዝኣቱ። እዚ ሓዲሽ ሕጊ ሲቪላዊ ስርዓት ሃገረ ኤርትራ ግን ንመስርሕ ድንነት ብዝርዝር ዝድንግጉ ዓናቕጽ ቕድሚ ምስፋሩ፣ ኣብ መስርሕ ድንነት ኣዝዮም ኣገደስቲ ዝኾኑ ከም ኣዕኑድ […]

Continue Reading

ኣብ ሓድሽ ሕጊ ሃገረ ኤርትራ ካብ ዝተኣታተዉ ገለ ዓበይቲ ለውጥታት

ብ ሚኒስትሪ ፍትሒ፡ መሰል ተጠቃምነት ብህይወት ዘሎ መጻምድቲ ድሕሪ ሞት መጻምድቱ ብህይወት ዘሎ መጻምድቲ ኣብቲ ምስ መጻምድቲ ክግልገሉሉ ዝጸንሑ ንብረት ናይ ተጠቃምነት መሰሉ ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ክድረት ጸኒሑ። ንኣብነት መጻምድቲ ዝነብሩሉ ዝነበሩ ገዛ ውልቃዊ ንብረት መዋቲ ምስ ዝኸውን ወረስቱ ነቲ መሰል ዋንነት ዘይብሉ መጻምድቲ ካብቲ መንበሪ ገዛ ከውጽእዎ ይረኣዩ። እቲ ንብረት ናይ ሓባር ኣብ ዚኾነሉ እዋን‘ውን […]

Continue Reading

ኣብ ሓድሽ ሕጊ ስድራ-ቤት ኤርትራ ካብ ዝተኣታተዉ ዓበይቲ ለውጥታት

ብ ሚኒስትሪ ፍትሒ፡ ብዘይ ውዕል መርዓ ብሓደ ምንባር ምእላይ ብዘይ ሕጋዊ ውዕል መርዓ ብሓደ ዝነብሩ ሰብኣይን ሰበይትን ካብቶም ብግብሪ ኣብ ኣብያተ ፍርዲ ጸገማት ክፈጥሩ ዝጸንሑ ጉዳያት እዮም። ሰብኣይን ሰበይትን ብዘይ ሕጋዊ ውዕል መርዓ ንልዕሊ 20 ዓመት ብሓደ ጸኒሖም፡ ድሕሪ ሞት ሓደ ካብኦም ወይ ርክቦም ብዝኾነ ካልእ ምኽንያት ምስ ዝብተኽ መሰል ናይቲ ብህይወት ዝጸንሐ ወይ ናይ […]

Continue Reading

The Publication and Enforcement of the New Codes, Timely and Indispensable: Minister Fawzia Hashim

By Eritrea Profile, THE Ministry of Justice recently published new Penal and Civil Codes as well as their associated Procedures. These laws were put into effect after a long and arduous task of drafting and documentation. The Commercial Code is also in the process of finalization. Following is a brief summary of the interview the […]

Continue Reading