ሃገርና ኤርትራ ምስሊ ናይቶም ትሽዓተ ብሄራታ እያ!

ብ ተስፋማርያም ሓጎስ፡ ሃገር ማለት ንስኻ ማለት እኳዩ ! ሃገር እታ ንስኻ ካብ ማህጸን ኣዴኻ ውጽእ ምስ በልካ ናይ መጀመርያ ኣየር ዘተንፈስካላ ፣ ዕትብትኻ ዝተቐብረትላ እያ ። ኣዴኻ እታ መሬት ዝሃበታ እናበልዐት ንስኻ ጡባ እናጠቦኻ ዝዓበኻላ እኮ ንሳ እያ እታ ሃገር። እወ ንሳ እያ እታ ንስኻ ገና ፍሑኽ ፍሑኽ ክትብል ምስ ጀመርካ ሓመዳ እናለሓስካ ዝዓበኻላ […]

Continue Reading

ዴሞክራሲ ፡ ዲክታቶር ፡ ስርዓት ምቕያር

ብ ተስፋማርያም ሓጎስ፡ ሓደ ግዜ ኣባጊዕ ብሰላም ኣብ ዝነብርሉ ተዃሉ ሞዅ ኣበልዎም ። እዚ ሽግር እዚ እናበኣሰ ምስ ከደ ኣባጊዕ ካብ ተዃሉ ዝከላኸልሎም ኣኽላባት ከምጽኡ ተገደዱ። ኣኽላባት ምስ ኣምጽኡ ሰላሞም ረኺቦም ብተዃሉ ትጠፍእ ትንፋስ ከኣ ኣይነበረትን። ብኣንጻሩ ተዃሉ ዝህደን ስኢኖም ብጥምየት ተላሕሱ። ወዮም ኣኽላባት ንተዃሉ ምቕራብ ከልእዎም ። ተዃሉ ሓደ ነገር ክምህዙ ናይ ግድን ኮነ […]

Continue Reading

ሓደ ንመሰል ህዝቢ`ዬ ዝቃለስ ዝብል ኣንጻር ህዝቡ ኣብ ዝግበር ኩናት ናይ ደገፍ ድምጺ ክህብ ደቂ ኣንድነታውያንን ስመራውያንን ናይ መጀመሪያ ኢዮም

ብ መብራህቱ ተወልደ፡ ኣብ`ዚ ዝሓለፈ ዓሰርተ ሰለስተ ዓመታት፡ ማለት ጃንዳ ወያነ ተገዲዱ ስምምዕ ኣልጀርስ ካብ ዝፍርም ንደሓር፡ ወያነ ካብ’ቲ ብሚሽን ዶብ ክልቲኤን ሃገራት ዝተዋህበ ብይን ንምምላጥን ትሕዝቶ`ቲ ብይን ንምቕያርን ዘይፈተኖ ፈተነታት የለን። ሓደ ካብቲ ፈተነታቱ፡ ኩናት ክኸፍትይ’የ እንዳበልካ ሙግብዕባዕን ንማሕበረሰብ ዓለምን ኤርትራውያንን ምህዳድ’ዩ። ኣብ ኣፈጻጽማ ናይ`ቲ ውሳነ ዘሎ ዓሎቓትን ምርጋጽ ናይ’ቲ ፍትሕን ንጎኒ ገዲፍና ግን፡ […]

Continue Reading