ተባዕታይ ደርሆ እንተነቀውሲ መሬት ብሳላኡ ትወግሕ ዘላ ይመስሎ

ብ ግዱሳት ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት: ካብቲ ኣብ ቀዳማይ ባቢሎን እትብል ዝጸሓፍናዮ ጽሑፍ ዝተወሰደ መእተዊ ጌርና ናብዚ ናይ ሎሚ ጽሑፍና ክንኣቱ እንከለና ካብ ባዶ ተበጊስና ኣይኮነን። መበገሲ መልእኽትና ከም`ቲ ኣብ ኣርእስትና ሂብናዮ ዘለና፡- “ተባዕታይ ደርሆ እንተነቀወሲ መሬት ብሳላኡ ትወግሕ ዘላ ይመስሎ”። ኤርትራ ከም ኩለን ሃገራት ዓለም ሉኡላውነታ ዘረጋገጸት ጥራይ ዘይኮነት፡ እታ እንኮ ኣብ ሕርያኣ ንጂኦ-ፖለቲካዊ ኩነታት […]

Continue Reading