Eritrea’s Ports, Ethiopia’s Famine – Surely Mr. Cohen

By Berhane Andeberhan (PhD), Surely, Ambassador Herman Cohen would like to see a quick end to the famine in Ethiopia.  Surely he would love to see the peoples of Eritrea and Ethiopia live in harmony as good neighbours peacefully interacting with each other and even helping each other and sharing their natural resources.  Eritrea and […]

Continue Reading

ድርቂ ኣብ ኢትዮጵያን ወደባት ኤርትራን

ብ ተስፋማርያም ሓጎስ፡ ህዝቢ ኤርትራ ነዛ ብዓመጽቲ ዝተመንዝዓቶ ነጻነቱ ንምርካብ ዝሓሓለፎ መሪር ገድልን ዝኸፈሎ ረዚን መስዋእትን ኣብ ኣህጉር ኣፍሪቃስ ይትረፍ ኣብ ዓለም ውን መዳርግቲ የብሉን ። ክንሕረድ እንዳሰማዕና እንዳረኣና ኣብ መጋርያ ሓዊ ክንጥበስ ፡ ነፍሰ ጾራት ኣዴታት ኣብ ከብደን ዘሎ ዕሸል እንተ ተወሊዱ ወንበዴ ክኸውን እዩ እናበሉ ብሳንጃ ከብደን ዘልዚሎም ክድርብይወን ከለዉ ፡ ቆልዓ ሰበይቲ […]

Continue Reading