ሕሉቕ ኣውዲቑ ነይሓንቕ ፡ ዕሩቕ ከዲኑ ነየማሙቕ ፡ ተጻባእቲ ኤርትራ ኣብ መድረኽ እንክቃልዑ! (3ይ ክፋል)

ብ ግዱሳት ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት፡ ኣብ’ዚ ሳልሳይ ክፋል መቐጸልታ ጽሑፍና ፡ ህዝቢ ኤርትራ ክፈልጦ ንዘለዎ ሓቅታት ከምቲ ልሙድ ክንጋልህ ኢና። ኣብ’ዚ ከም ፍሉይ ሕታም ጌርና እነቕርቦ ዘለና ናይ ምቅላዕን ምግላጽን ጽሑፍ፡ ህዝቢ ኤርትራን መሪሕ ውድቡ ህዝባዊ ግምባር ሓርነት ኤርትራን፡ ካብ ቅድሚ ነጻነት ኣትሒዞም ዝሓልፍዎ ዝነበሩ ኩነት፡ ኣብ’ዚ ሕጂ እዋን’ውን፡ ህዝብን መንግስትን ሃገርን ኤርትራ ዝሰግርዎ ዘለዉ […]

Continue Reading

ሃገርና ኤርትራ ምስሊ ናይቶም ትሽዓተ ብሄራታ እያ!

ብ ተስፋማርያም ሓጎስ፡ ሃገር ማለት ንስኻ ማለት እኳዩ ! ሃገር እታ ንስኻ ካብ ማህጸን ኣዴኻ ውጽእ ምስ በልካ ናይ መጀመርያ ኣየር ዘተንፈስካላ ፣ ዕትብትኻ ዝተቐብረትላ እያ ። ኣዴኻ እታ መሬት ዝሃበታ እናበልዐት ንስኻ ጡባ እናጠቦኻ ዝዓበኻላ እኮ ንሳ እያ እታ ሃገር። እወ ንሳ እያ እታ ንስኻ ገና ፍሑኽ ፍሑኽ ክትብል ምስ ጀመርካ ሓመዳ እናለሓስካ ዝዓበኻላ […]

Continue Reading

ተኣኪብካ ገዛኻ ትሃንጽ እምበር ገዛኻ ከተፍርስዶ ትእከብ!

ተካል ውላድ መጕሃይ ዘመዱ ሕማቕ ዜጋ መባላሸዊ ዓዱ ። ነዞም ከዳዓት ነኸስቲ ጡብ ኣዲኦም ካብ ዝኾነ ግዜ ንላዕሊ ንጠንቀቐሎም ። ብ ተስፋማርያም ሓጎስ: ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ንድሕሪት ምልስ ኢልና መዛግብቲ ታሪኽ ምስ እንፍትሽ ሓደ ፍልይ ዝበለ ነገር ነንብብ። ንሱ ድማ ህዝቢ ኤርትራ ብዝተፈላለዩ ወረርቲ ሓይልታት ማእለያ ዘይብሎም ግፍዕታት ይወርዶ ምንባሩን ፣ ይኹን እምበር ኣሜን ኢሉ […]

Continue Reading

ንሓዋሩ ዘጣዕስ ተግባራት ካብ ምፍጻም ንቆጠብ!

ብ ገብረንጉስ መስመር፡ ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ ነቲ ብዙሕ ዓመታትት ዝወሰድን፣ ብዙሕ መስዋእትነት ዝተኸፍሎ ነጻነትና ንክጉዕጹጹ ዝተፈላለየ እከይ ተግባራት ካብ ምግባር ጌና ኣይተዓገሱን ዘለዉ። መእተዊ ዝኾኖም ነቓዕ ስለ ዝሰኣኑ እቲ ሕጂ ዝወስዱዎ ዘለዉ ምርጫ ሃሱሳት ደቂ ሃገር ከም መሳርሒ ተጠቒምካ ንህዝብና ብወገንን ዓለትን ክምዝበታተንን፣ ንሰላም ሃገርናን ህዝብናን ከምዝዝረግ ምግባርን’ዩ። እቶም ነዚ ዝህንዱሱ ዘለዉ ሓያላን መንግስታት ብዓቢኡ […]

Continue Reading

The Hypocrisy of Dutch Democracy

By Gebre Fessehazion, When the war broke out  between Eritrea and Ethiopia in May 1998, more than 80 thousand of Eritreans have been deported from Ethiopia, and the Ethiopian government’s main reason was because “they didn’t like the color of our eyes“. But I never thought such similar version of action would happen in the Netherlands. The Eritrean-Dutch citizens […]

Continue Reading

Eritrean Diaspora: Of What We Should Not Be Afraid

By Mebrahtu Asfaha, The Eritrean traitors will be, as in Dante’s Inferno, companions of those who betray their families or country and are destined for the Nine Circle of Hell, where Judas, Cassius, and Brutes are the traitor’s bunkmates. I hear an enemy making unsubstantiated accusation against those who have fought to liberate the country and have sacrificed […]

Continue Reading

Badme: A Political Pawn for the Eritrean Quislings League (EQL)

By Sophia Tesfamariam, The 12-year long treasonous betrayals and crimes against the people of Eritrea committed by the Eritrean Quislings League (EQL) and that of their coteries, bandwagon activists with lynch mob mentalities, have been well documented. As it was impossible to keep up with the various names given to the groups that keep hatching in […]

Continue Reading