Tag Archives: Eritrean Youth

ውሳነታት መበል 12 ዋዕላ መንእሰያት ህግደፍ ኤውሮጳ

12th YPFDJ Conference
መበል 12 ዋዕላ ምንቅስቓስ መንእሰያት ህግደፍ ኤውሮጳ፡ 24 – 28 ሚያዝያ 2016፡ ኢጣልያ

ካብ መንእሰያት ህዝባዊ ግንባር ንዲሞክራስን ፍትሕን:

በል 12 ዋዕላ ምንቅስቓስ መንእሰያት ህግደፍ ኤውሮጳ፡ ካብ 24 – 28 ሚያዝያ 2016፡ ”ውሁድ መኸተ ንልምዓትን ውዱን ሽርክነትን!” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ኣብ ሪፓብሊክ ኢጣልያ ተቓኒዑ። ኣብ ዋዕላና ካብ ውሽጢ ኤርትራን 15 ሃገራት፡ ኣፍሪቃ፡ ኤውሮጳ፡ ማእከላይ ምብራቕ፡ ኣሜሪካን ካናዳን ዝመጻእና 500 መንእሰያትን ዕዱማትን ተሳቲፍና።

ኣብ ዋዕላና፡ ብጻይ የማነ ገብረኣብ ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ፡ ብጻይ ሳልሕ ኣሕመዲን ኣቦ-መንበር ሃማመተኤ፡ ሓላፊ ህግደፍ ዞባ ወጻኢ ብጻይ ሚኪኤል ተፈሪ፣ ሓለፍቲ ሚሽናትን ዲፕሎማትን ኤርትራ ኣብ ኤውሮጳ፡ ኤስያ፡ ሰሜን-ኣሜሪካ፡ ወከልቲ ሃገራውያን ውዳቤታት ኣብ ኤውሮጳ፡ ኢጣልያውያን መሓዙትን ኣብ መንጎና ተረኺቦም። ዋዕላ፡ ንወዳቢት ኮሚተ (COC)፡ YPFDJ Italy፡ ሚሽናን ሃገራውያውን ውዳቤታትን ልዑል ምስጋና የቕርብ። Continue reading ውሳነታት መበል 12 ዋዕላ መንእሰያት ህግደፍ ኤውሮጳ

Vocational Training to Enhance Employment Skills for Eritrean Youth

The youth employment skills project in Eritrea that was scaled-up form a pilot project (2007 to 2011) is now fully enhancing the capacity of various vocational training institutions and equip the youth with work skills.

By UNDP Eritrea,

The National Union of Eritrean Youth and Students (NUEYS) is equipping the youth with vocational skills to help them engage in economic activities and access employment. The trainings are facilitated through the youth employment skills development project in all the six regions of Eritrea. Currently 198 trainees from Keren town and its environs in Anseba region, Eritrea, have benefited from training in graphics, videography, metalwork, woodwork, pottery and electricity installation. Continue reading Vocational Training to Enhance Employment Skills for Eritrean Youth

10th YPFDJ Conference gets Underway in Switzerland

An Identity Shaped by Struggle and Mekete is our Bulwark

By Shabait,

THE 10th YPFDJ Congress in which senior PFDJ officials, Eritrean Ambassadors, friends of Eritrea as well as Eritrean youth residing in different parts of the world are participating in Switzerland under the theme ‘United Stride for Strong Organization”.

In a speech he delivered during the occasion, Mr. Yemane Gebreab, Head of PFDJ Political Affairs, indicated that since its establishment in 2005 the YPFDJ has accomplished commendable efforts in raising the awareness of the youth and conducting staunch resistance against external conspiracies.  Continue reading 10th YPFDJ Conference gets Underway in Switzerland

ታሪኽን ታሪኻዊ ሓላፍነትን

ብዝተፈላለየ ምኽንያት ጉቡኡ ጌሩ ኣብ ስደት ዝርከብ መንእሰይ ኤርትራ፡ ኣብ ሸንኮለል ናይ ተቛመርቲ ጉጅለታት ከየድሃበ ታሪኹ ኣብን ምስ ህዝባዊ ግንባርን ከምዘሎ ክፈልጥን፡ ብኡኡ ክሕበንን፣ ዋና ታሪኽ እምበር ሰማዒ ታሪኽ ከምዘይኮነ ፈሊጡ ታሪኻዊ ሓላፍነቱ ክስከምን ኣንጻር ጸላእቱ ክምክትን ይግባእ።

By ግርማይ የማነ,

ኣብ’ዚ እዋናት’ዚ ንዝኽሪ ምፍራስ ውቃው እዝ፣ ናደው እዝን ንስርሒት ፈንቅልን ጉዕዞ ናብ ኣስመራን ካልኦት ታሪኻትን ዝሓቖፈ ብሰፊሕ ሰነዳት ዝተሰነየ ውዕሎን ቅያን ጀጋኑና ኣብ መደብ ኤሪ ቲቪ ንርኢ ኣሎና። ህዝቢ ኤርትራ ብፍላይ ድማ ህ.ግ. ናብ 24 ግንቦት 1991 ንክበጽሕ ዝኸፈሎ መስዋእትን፣ ዝተፈጸመ ጅግንነትን መዳርግትን መዘናን ዘይርከቦ ናይ ታሪኽ ፍጻሜ ምንባሩ ዝያዳ ኣረጋጊጽልናን ኣዘኻኺርናን።

ህዝቢ ተሓሪምዎ ዝጸንሐ ጽምኢ ውዕሎ ጀጋኑና ካብ’ቲ ብዙሕ ገለ ብምርካብና ናይ ነብሲ ዕግበት፣ ዝያዳ ድማ እንቋዕ ወዲ እዚ ጅግና ህዝብን ኣባል እዚ ጅግና ውድብን ኮንኩ ዘብል እዩ።  Continue reading ታሪኽን ታሪኻዊ ሓላፍነትን