(VOA): ኣብ ደቡብ ሱዳን ዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን፡ ንብረቶም ክዝመት ጀሚሩ (Audio)

ነዚ ዝሓበረ፡ ኣብ ግዝኣት ጆንግለይ ከተማ ቦር፡ ምስ ሕቡራት ሃገራት ዝሰርሕ ኢትዮጵያዊ ሃይለሚካኤል ገብረስላሰ`ዩ By VOA Tigrinya, ብሰንኪ `ቲ ኣብ`ዚ ሰሙን`ዚ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዝተላዕለ ግጭት፡ ኣብ ህወትን ንብረትን ዝወርድ ጉድኣት ኣይነከየን። ብፍላይ ኣብታ ተቓወምቲ ተቖጻጺሮማ ዘለዉ ከተማ ቦር፡ ካብ ዓሌት ዲንቃ ዝኾኑን ካልኦትን ኣብ መጻብቦ ኣቲዮም ኣለዉ ይብሉ ጸብጻብት። ኣብ`ታ ግዝኣት ዝሰርሑ ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን፡ […]

Continue Reading