Tag Archives: Eritreans in Juba

(VOA): ኣብ ደቡብ ሱዳን ዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን፡ ንብረቶም ክዝመት ጀሚሩ (Audio)

ነዚ ዝሓበረ፡ ኣብ ግዝኣት ጆንግለይ ከተማ ቦር፡ ምስ ሕቡራት ሃገራት ዝሰርሕ ኢትዮጵያዊ ሃይለሚካኤል ገብረስላሰ`ዩ

Armed gangs causing sleepless nights for Eritreans and Ethiopians in Juba
Armed gangs in Juba causing sleepless nights for Eritreans and Ethiopians (Photo: SPLM army)

By VOA Tigrinya,

ብሰንኪ `ቲ ኣብ`ዚ ሰሙን`ዚ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዝተላዕለ ግጭት፡ ኣብ ህወትን ንብረትን ዝወርድ ጉድኣት ኣይነከየን።

ብፍላይ ኣብታ ተቓወምቲ ተቖጻጺሮማ ዘለዉ ከተማ ቦር፡ ካብ ዓሌት ዲንቃ ዝኾኑን ካልኦትን ኣብ መጻብቦ ኣቲዮም ኣለዉ ይብሉ ጸብጻብት።

ኣብ`ታ ግዝኣት ዝሰርሑ ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን፡ ንብረቶም ክዝመት ጀሚሩ። Continue reading (VOA): ኣብ ደቡብ ሱዳን ዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን፡ ንብረቶም ክዝመት ጀሚሩ (Audio)