ኢትዮጵያ ጄነራላታ ብመንጽር ብቕዓት ጄነራላት ኤርትራ ኣብ ትሑት ደረጃ ከምዝርከብ ገምጊማ

ብ ልኡል ኣለም (ትርጉም ብተስፋኒውስ)፡ ብዕለት 11 ናይዚ ወርሒ`ዚ ኣብ ቐጽሪ ሚኒስትሪ ምክልኻል ኢትዮጲያ ሓንደበት ዝተጋብአ ናይ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊትን ጄነራላትን ኣኼባ ፡ ንነብሶም ምስ ብቕዓት ጄነራላት ኤርትራ ብምንጽጻር ነንሕድሕዶም ከምዝተወቓቀሱ ምንጭታት ካብ ኣዲስ ኣበባ ይዝግቡ። ብመንገዲ ሚኒስተር ምክልኻል ጀነራል ሲራጅ ፈጀታ ዝተመርሐን ፡ ኣብ ውሽጣዊ ዓቕሚን መምርሒታትን ኣብዝብል ኣርእስቲ ንምምይያጥ ሓንደበት ዝተጸወዐ ኣኼባ ፡ […]

Continue Reading