Tag Archives: Ethiopian Generals

Ethiopian General Seeks Asylum in the U.S.

It’s the second high profile defection in a month after the defection of Mr. Baye Tadesse Teferi, Head of Protocol for the Prime Minister.

Regime in trouble. Brigadier General Melaku Shiferaw (ethnic Amhara) has sought asylum in the US.

BY ESAT NEWS

An Ethiopian General has sought asylum in the U.S. after attending an international conference in Washington, DC last month.

Brigadier General Melaku Shiferaw has served with the military intelligence of the regime’s defense force and as a military attache in a number of African countries. Continue reading Ethiopian General Seeks Asylum in the U.S.

ኢትዮጵያ ጄነራላታ ብመንጽር ብቕዓት ጄነራላት ኤርትራ ኣብ ትሑት ደረጃ ከምዝርከብ ገምጊማ

ሚኒስትሪ ምክልኻል ወያነ፡ “ሕጂ ብዘለዉና ጄነራላት ገጢምና ውግእ ናይ ምእዋት ብቕዓት የብልናን” . . . . ከም ትማሊ ከይመስለክን ውሕጅ ከይወስደክን ኮይኑወን ኣሎ እቲ ነገር . . .

ልኡል ኣለም (ትርጉም ብተስፋኒውስ)፡

ዕለት 11 ናይዚ ወርሒ`ዚ ኣብ ቐጽሪ ሚኒስትሪ ምክልኻል ኢትዮጲያ ሓንደበት ዝተጋብአ ናይ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊትን ጄነራላትን ኣኼባ ፡ ንነብሶም ምስ ብቕዓት ጄነራላት ኤርትራ ብምንጽጻር ነንሕድሕዶም ከምዝተወቓቀሱ ምንጭታት ካብ ኣዲስ ኣበባ ይዝግቡ።

ብመንገዲ ሚኒስተር ምክልኻል ጀነራል ሲራጅ ፈጀታ ዝተመርሐን ፡ ኣብ ውሽጣዊ ዓቕሚን መምርሒታትን ኣብዝብል ኣርእስቲ ንምምይያጥ ሓንደበት ዝተጸወዐ ኣኼባ ፡ ነቶም ኣለዎ ዝበሓሉ ናይቲ ስርዓት ጄነራላት ዘካተተ ኮይኑ ፡ እቲ ናይ ምይይጥ መድረኽ ሓንደበት ትሕዝትኡ ብምቕያር ፡ ብቕዓት ጄነራላት ወያነ ምስ ናይ ኤርትራ ኣዘዝቲ ሰራዊትን ጀነራላትን ናብ ምንጽጻር ከምዝኣተዉ እቲ ሓበሬታ ብተወሳኺ ይገልጽ። Continue reading ኢትዮጵያ ጄነራላታ ብመንጽር ብቕዓት ጄነራላት ኤርትራ ኣብ ትሑት ደረጃ ከምዝርከብ ገምጊማ