Expressen Sponsored Criminal found Guilty of Hooliganism
EXPRESSEN በጋሚንዶታት እናመወለት ሓድ-ሕድ ኤርትራውያን እተታርኽ ግናይ ጋዜጣ By Raimoq.com, ብጋዜጣ ኤክስፕረሰን ተላኢኾም ናዕቢ ዘለዓዓሉን ብምትሕብባር ዝተጠርጠሩን ሰለስተ ኤርትራውያን፡ ሓደ ካብኣቶም 100 ሰዓት ኣገልግሎት ጉልበት ስራሕን ሰላሳ ሽሕ (30:000) ክሮኖርን ክቕጻዕ እንከሎ፡ እቶም ክልተ ድማ ብጉድለት ጭቡጥ መርትዖ ናጻ ተለቒቖም።
Continue Reading