ኣብ ሓድሽ ሕጊ ሃገረ ኤርትራ ካብ ዝተኣታተዉ ገለ ዓበይቲ ለውጥታት

ብ ሚኒስትሪ ፍትሒ፡ መሰል ተጠቃምነት ብህይወት ዘሎ መጻምድቲ ድሕሪ ሞት መጻምድቱ ብህይወት ዘሎ መጻምድቲ ኣብቲ ምስ መጻምድቲ ክግልገሉሉ ዝጸንሑ ንብረት ናይ ተጠቃምነት መሰሉ ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ክድረት ጸኒሑ። ንኣብነት መጻምድቲ ዝነብሩሉ ዝነበሩ ገዛ ውልቃዊ ንብረት መዋቲ ምስ ዝኸውን ወረስቱ ነቲ መሰል ዋንነት ዘይብሉ መጻምድቲ ካብቲ መንበሪ ገዛ ከውጽእዎ ይረኣዩ። እቲ ንብረት ናይ ሓባር ኣብ ዚኾነሉ እዋን‘ውን […]

Continue Reading

ኣብ ሓድሽ ሕጊ ስድራ-ቤት ኤርትራ ካብ ዝተኣታተዉ ዓበይቲ ለውጥታት

ብ ሚኒስትሪ ፍትሒ፡ ብዘይ ውዕል መርዓ ብሓደ ምንባር ምእላይ ብዘይ ሕጋዊ ውዕል መርዓ ብሓደ ዝነብሩ ሰብኣይን ሰበይትን ካብቶም ብግብሪ ኣብ ኣብያተ ፍርዲ ጸገማት ክፈጥሩ ዝጸንሑ ጉዳያት እዮም። ሰብኣይን ሰበይትን ብዘይ ሕጋዊ ውዕል መርዓ ንልዕሊ 20 ዓመት ብሓደ ጸኒሖም፡ ድሕሪ ሞት ሓደ ካብኦም ወይ ርክቦም ብዝኾነ ካልእ ምኽንያት ምስ ዝብተኽ መሰል ናይቲ ብህይወት ዝጸንሐ ወይ ናይ […]

Continue Reading