እቶም ምስ ሞትና ዜግነት ዝሃቡና: ንኽንጠፍእ ስለ ዝዓደሙና ኢዮም: ዘየድሓኑና!
ብ ጉጅለ ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት, ልብና ቁሩብ ተጠራጠሩ ይብለና ኣሎ:: ሎሚ ክሳብ ናይ ዜሮ ሰዓት ክንጠራጠር ኢና:: እንጠራጠረሉ ድማ ኣብ ናይ ማሊጅያ ነፋሪት ዝተሞርኮሰ ጥራይ ኣይኮነን: እንተላይ ኣብ ናይ ህልቂት ላምፓዱሳ ዝተመልከተ ‘ውን ኢዩ:: ግዳያት ላምፓዱሳ: ምስ ዝተፈላለዩ ዜና ማዕከናት ኣብ ዝሃብዎ ቃል: ናብ ሞት ዘሳጥሕ ዝኾነ ምኽንያት ኣይነበረናን ክብሉ እንከለዉ: ኣብ’ዛ ነፋሪት ቦይንግ 370 ኣመልኪቶም […]
Continue Reading